Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከበሮ

እንታይዩ ሚስጢርኪ ከበሮ ዓድና
ክንድዚ ሰብ ቀልቡ ተጥፋኣልና
ሓዳሩ ኣረሲዕኪ ጋይላ ተፍትውልና
ካብ ገዝኡ ኣውጺኺ ተዕብድልና::

እንታይዩ ሚስጢርኪ ከበሮ ዓድና
ክንድዚ ሰብ ቀልቡ ተጥፋኣልና
ሓዳሩ ኣረሲዕኪ ጋይላ ተፍትውልና
ካብ ገዝኡ ኣውጺኺ ተዕብድልና::

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT