Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ መጽሓፈ-መጻሕፍቲ

ነገር ተመርዒኻ ማዕሰብቲ እንድዩ፡ ስትዮን ጽምኦን ድማ ኮይና ወያ “ተመርዒኻ ተዓሰብ” ብዝብል ኣርእስቲ ጀሚራ “ይ ቕጽል” ኢላ ዝቐነየት ጽሑፍተይ። ብርግጽ’ውን እታ ኣርእስቲ ብትሕዝትኣ ኮነ መጠና ልክዕ ከምተን እኒ “ፖለቲካዊ መና ውር፣ ስንክሳር መግዛእቲ” . .

ነገር ተመርዒኻ ማዕሰብቲ እንድዩ፡ ስትዮን ጽምኦን ድማ ኮይና ወያ “ተመርዒኻ ተዓሰብ” ብዝብል ኣርእስቲ ጀሚራ “ይ ቕጽል” ኢላ ዝቐነየት ጽሑፍተይ። ብርግጽ’ውን እታ ኣርእስቲ ብትሕዝትኣ ኮነ መጠና ልክዕ ከምተን እኒ “ፖለቲካዊ መና ውር፣ ስንክሳር መግዛእቲ” . . . .ዝኣመሰሉወን ካብ ትሕዝቶ ናይ’ታ “መጽሓፈ-መጻሕፍቲ” ዝሰመኹዋ መጠረዚት ሰነዳተ ይ ኮይና፡ እንተኾነስ ጀሚረዮ’ምበር ዝውዳእ ብዘይምዃኑ ኣይቀጸልኩዎን። ዝኾነ ኮይኑ ኣብታ ካልኣይቲ ክፋል ኣርእስተ ይ ብዛዕባ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ካብ ዝሃቦ ናይ 46 ዓመታት ቃለ-መሕትት ተሞኩሮ ቃልሱ ንዝምልከት ገለ ሓሳብ ሰንዚረ ብምንባረይ፡ ከም’ቲ ሙኩር ጋዜጣኛ ዮሃንስ ዝበሎ ከዛርብ ዝኽእል ኣዝዩ ብዙሕ ጉዳያት’ ኳ እንተሃ ለወ፡ ግናኸ ይትረፈኒ’ሞ እስከ ዝሰጣሕኩዎ ካብ ዝውዝል ብመጠኑ’ውን ከጠራንፎ ክፍትን።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT