Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዝሃቡ ተፈሊጡ።

ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ሎሚ ንጉሆ 26 ጥቅምቲ ሓንቲ ናይ ስልጠና ንፋሪት ሒዞም መቐለ ብምዕላብ ናብ ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዝሃቡ ዜናዊ ምንጭታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጦም።   ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ኢዶም ዝሃቡ ክልተ መኮንናት ሓይሊ ኣየር፣ መብራህቱ ተስፋማርያም መንገሻ፣

ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ሎሚ ንጉሆ 26 ጥቅምቲ ሓንቲ ናይ ስልጠና ንፋሪት ሒዞም መቐለ ብምዕላብ ናብ ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዝሃቡ ዜናዊ ምንጭታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጦም።

 

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ኢዶም ዝሃቡ ክልተ መኮንናት ሓይሊ ኣየር፣ መብራህቱ ተስፋማርያም መንገሻ፣ ከምኡ ‘ውን ኣፈወርቂ ፍስሃየ ገሬሱስ እዮም።

 

ቅድሚ ሕጂ ‘ውን ፓይሎታት ዝርከቡዎም ብዙሓት ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብተመሳሳሊ መንገዲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ኢዶም ከምዝሃቡ ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Lula October 27, 2016

    I didn’t know that Eritrea has still a sort of air-force or air defense system. Every time they send them for training, they never come back.. Every time they have enough fuel, they fly away.
    Ethiopia is far better to ask asylum than the unreliable opportunist Arabs. In a way, only a retarded or a Cheneqew kind would ask asylum in the good for nothing Arab world where they throw an Eritrean to jail or hand you back to the hyenas.

POST A COMMENT