Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ፡ ኣብ ቻምፕዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ዝተኻየደ ናይ ማራቶን ውድድር ኣንጸባራቒ ዓወት ብምምዝጋብ ዝነኣሰ ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ፡ ሎሚ ቀዳም 22 ነሓሰ ኣብ በይጂን ኣብ ዝሰላሰል ዘሎ ቻምፕዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ዝተኻየደ ናይ ማራቶን ውድድር ኣንጸባራቒ ዓወት ብምምዝጋብ ዝነኣሰ ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ። ኣብቲ ኤርትራ ኣብ ከምዚ

ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ፡ ሎሚ ቀዳም 22 ነሓሰ ኣብ በይጂን ኣብ ዝሰላሰል ዘሎ ቻምፕዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ዝተኻየደ ናይ ማራቶን ውድድር ኣንጸባራቒ ዓወት ብምምዝጋብ ዝነኣሰ ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

ኣብቲ ኤርትራ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ዓቢ መድረኽ ኣትለቲክስ ዓለም ናይ መጀመርያ ወርቂ ማዳልያ ዝተሸለመትሉ ኣጋጣሚ፡ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ፡ ኣብቲ ብርቱዕ ሙቐት ዝነበሮ ውድድር፡ ብፍላይ ኣብቲ ቀዳማይ ክፋል፡ ሓይሉ ዓቂቡ ናይ ውድድር ውጥኑ ሓልዩ እግሪ እግሪ መቐዳድምቱ ድሕሪ ምስዓብ እዩ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ፈንጢሱ  ብሰፊሕ ጋግ ነት ኣደናቒ ዓወት ኣመዝጊቡ።

Eritrea's Ghirmay Ghebreslassie crosses the finish line with his national flag after winning the gold medal in the men's marathon at the World Athletics Championships at the Bird's Nest stadium in Beijing, Saturday, Aug. 22, 2015.  (AP Photo/Kin Cheung)

Eritrea’s Ghirmay Ghebreslassie crosses the finish line with his national flag after winning the gold medal in the men’s marathon at the World Athletics Championships at the Bird’s Nest stadium in Beijing, Saturday, Aug. 22, 2015. (AP Photo/Kin Cheung)

እቲ ኣንጸባራቒ ዓወት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ፡ ዛጊት ንመድረኽ ናይቲ ኣብ በጂይን ቻይና ዝካየድ ዘሎ ሻምፕዮና ኣትለቲክስ ዓለም ዓብሊሉዎ፡ ማዕከናት ዜና ዓለም የዛርብ ኣሎ።

ንኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሰ ስዒቦም፡ ኢትዮጵያዊ የማነ ጸጋን፡ ኡጋንዳዊ ሙንዮ ሶሎሞን ሙታይን ካልኣይን ሳልሳይን ወጺኦም ነሓስን ብሩርን ተሸሊሞም።

Girmay_2

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Ghirmay Ghebreslassie of Eritrea poses for photographers after winning  the men's marathon at the 15th IAAF World Championships at the National Stadium in Beijing, China August 22, 2015. REUTERS/Dylan Martinez

Ghirmay Ghebreslassie of Eritrea poses for photographers after winning the men’s marathon at the 15th IAAF World Championships at the National Stadium in Beijing, China August 22, 2015. REUTERS/Dylan Martinez

Girmay GS

aseye.asena@gmail.com

Review overview
56 COMMENTS
  • kahsai kidane August 24, 2015

    Aghena,congratulations you are great example that Eritrea can raise winners ho like you

  • Dawit kflezghi August 24, 2015

    ብዳዊት፡
    ኣይናአሰ!
    ኣይናአሰ ግርማይ ኣይናአሰ፡
    ኮኾብ ጽባሕ፡ወርቂ ዝለበስ፡
    ኩርዓት ሃገር ልቢ፡ዝረስረሰ፡
    ኣላይ፡ወሰን፡ኢኻ፡ ዬማን፡ዝቀለሰ፡

    ጸባ፡ዓጓ፡ሰተ ጸባ፡ኣስቲኻና፡
    ባል፡ድርብ ዓወት፡ግዙፍ፡ዝና፡
    ኤርትራዊ፡ዜጋ፡ ዬብልካን፡መዘና፡
    ጡዑም ቃና እንብዛ፡ኣመና፡

    ኤርትራ ኣፍሊጥካያ፡ማዕረ ዓለማታ፡
    ወርቂ ዲኖ፡ኮይንካ፡ስልማታ ጸራጊ፡ንብዓታ፡
    እጽብ ግሩም፡ ንታሪኽ ንዛንታ፡
    ሓጺናዊ፡ ዕጥቂ ናይ፡ማራቶን ጎይታ፡

    ቡዙሓት መፍረዬት ዛ!ኤርትራና
    ሰላም እንተዝነግሳ፡ርትዕዓዊ፡ጥ

  • hh August 25, 2015

    Congratulation Ghirmish. 2015 is Eritreans year. Daniel,Merhawi & Natnael in Cycle, & Ghirmay in Marathon.

    Dear comment providers ezi guday ezi mis poletica aythanaftswo. Sport, Music are international lanquage.
    Kulu ab boboteu tieum eyu.

1 3 4 5

Post a Reply to hh Cancel Reply