Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • haqui April 22, 2012

    ኩነታት ምንቅስቃስ መንእሰያት ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ (ምደፍኤ/ (EMDJ)
    ኣብ ኢትዮጵያ ብከባቢ ምዕራብ ትግራይ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከሰላስል ዝጸንሐ ምደፍኤ ወይ EMDJ ዝተባህለ ውድብ
    መንእሰያት ኤርትራውያን ብጣልቃ ምትእትታው ጀነራል መስፍንን ኮረኔል ወልዱን ዝተባህሉ ኢትዮጵያውያን
    መራሕቲ ተመቓቂሉ ስለዝተበታተነ፣ መራሕቱ ሃዲሞም ገሊኦም ኣብ መደበር ስደተኛታት ክምለሱ ከለው
    ገሊኦም ድማ ድሃዮም ጠፊኡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ምደፍኤ ይሕብሩ።
    ኣብዚ ምብትታን ናይቲ ውድብ ተወልደ ገብረስላሰ ዝተባህለ መራሒ ናይ ሳግም ኢድ ከምዘለዎ ተረጋጊጹ ኣሎ።
    ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ሓርሽ ካብ ዝነበሩ ደገፍቲ ናይቲ ውድብ 14 ንጹሃት ኤርትራውያን ኣብ መቐለ
    ተኣሲሮም ኣለው። ኣብዚ ናይ ምእሳር ሃድን ድማ ሓደ ሃገረይ ነጋሽ ዝተባህለ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ኣዲያቦ
    ዝዓዱ (ኤርትራዊ እየ እንዳበለ ከደናግር ዝጸንሐ) ኣቦ ወንበር ምደፍኤ ዝነበረ፣ ካብ ውድብ ብዝገበሮ ጉድለታት
    ተረፊቱ ዝነበረ ብውዲት ጀነራል መስፍን ዝተመልሰ ሰብ እዩ ተፈጺሙ።
    እቲ ካብ ውድብ ተሰጉጉ ዝጸንሐ ሃገረይ ነጋሽ ካብ ዕለት 1/4/2012 – 3/4/2012 ኣብ ዝተኻየደ ዘይእውጅ ጉባኤ
    ብሓገዝ ጀነራል መስፍን ድሕሪ ምክያድ፣ ኣቦ ወንበር ናይቶም ካብ ምብትታን ዝተረፍ ኣባላት ምደፍኤ ኮይኑ
    ክምረጽ ከሎ፡ ቶውፊቕ ኑርሕሴን ዝተባህለ ድማ ምኽትል ኣቦ ወንበር ኮይኑ ተመሪጹ።
    ኣቦ ወንበርን ምኽትሉን ክልቲኣቶም ኣባላት ውድብ ሳግም ዝነበሩ ኮይኖም፣ ብኢድ ኣዙር ተወልደ ገብረስላሰን
    ጀነራል መስፍንን ኣብ መሪሕነት ናይቲ ውድብ ዳግማይ ንኽመጹ ተጌሩ። እዚ ድማ ነቲ ውድብ ኢትዮጵያ
    ጽግዕተኛ ናታ ክትገብሮ ድሌት ስለዝነበራን ነቲ ናታ ድሌት በቶም ዝነበሩ መሪሕነት ከተተግብሮ ጸጊምዋ
    ስለዝጸንሐን እዩ።
    ምደፍኤ ዕጡቃት ጥራይ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ሰራዊት ኣብ ክፍልታቱ ድማ ከባቢ 50 ዝኾኑ ተጋደልቲ ዘጠቓለለ
    ኮይኑ ድሕሪ ምብትታኑ ግን 27ን ሰባት ጥራይ ሒዙ ከምዝተረፈ፣ ካብዚኣቶም ድማ ስደተኛታት ትሕቲ ዕድመ
    ተኣለይቲ ዝነበሩ ቆልዑት ከምዘለውዎ ይፍለጥ።
    ኣብ ምፍራስ ምደፍኤ ምስ ሃገረይ ነጋሽን ጀነራል መስፍንን ኮይኖም ውዲት ዝኣለሙ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ
    ኤርትራውያን ድማ ኢሳያስ ጸጋይ (ዓዲ እንግሊዝ)፣ ክብረኣብ ዘካርያስ (ጀርመን)፣ ዶ/ር ዮናስ መሓሪ (ኣሜሪካ)፣
    ኣለም (ኣሜሪካ)፣ ደበሳይ ብርሃነ (ኣሜሪካ)፣ ኣዲያም (ኣሜሪካ)።
    ናይ ፓልቶክ መጸውዒዖም፤ ክብረኣብ ዘካርያስ (Hayli Hadnet)፣ ዶ/ር ዮናስ መሓሪ (Hasta Eritrea)፣ ኣለም
    (Semharawit)፣ ደበሳይ ብርሃነ (Red Sea)፣ ኣዲያም (Bye DIA)።
    እዞም…

    • semay April 22, 2012

      hi guys i will ask you one question. do you know ISEYAS TSEGAY is? he is the same Dictator ISEYAS AFWERKI and he is a bad person. you can ask any one in Leeds(uk) about him.

Post a Reply to haqui Cancel Reply