Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣ ኩነታት ሰራዊትን ህሉው ኩነታትን ክኸውን ከሎ፣ ኣብ ሓይልታት ምልክኻል ኤርትራ ዝርአ ዘሎ ብዝሒ ምዅብላልን ብፍላይ ብወገን መንእሰያት ዘጋጥም ዘሎ ዕጥቅኻ ገዲፍካ ህድማን ሞራል ሰራዊት ካብ ምስባር ሓሊፉ፣ ተኽእሎ ምክልኻል ሃገር ኣብ ሓደጋ የእትዩ ከምዘሎ ብጋህዲ ተዛሪቡ።

ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ ቅድሚ ሕጂ ካብ 250- 360 ዓቕሚ ሰብ ዝነበራ ቦጦሎኒ ሓይሊ ሰባ ናብ 30-50 ወሪዱ ከምዘሎ ብኣብነት ብምጥቃስ፣ እዚ ኩነታት ‘ዚ ብሰንኪ ጉድለት ቁጽጽርን ሸለልትነትን ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዝሰዓበ ኣገንዚቡ። “ካብ ሕጂ ንደሓር መንግስቲ፣ ኣብ ልዕሊ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ትመጣጣኒ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ነፍሲ ወከፍ ኣዛዚ ክፈልጥ ይግባእ” ክብል ‘ውን ኣጠንቂቑ።

“በዚ ዘሎ ኣካይዳ ንቕጽል እንተደኣ ኴንና፣ እዞም ሎሚ ዝመረቕናዮም ‘ውን ከምቶም ቅድሚኦም ዝመረቕናዮም፣ ሰራዊት ራሕሪሖም ናብ ጸላኢ ብምስላም ብረትና ከረክቡዎም እዮም።” ድሕሪ ምባል ከኣ፣ ካብ ሰራዊት ዘምለጡ ኣባላት ናብ ጸላኢ ናይ ዘስተለሙዎ ብረት ይኹን ኣብ ኣሃዱታቶም ዘሎ ዕጥቂ ጸብጻብ ብዝርዝር ከቕርቡ ንኣዘዝቲ ሰራዊት ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ሓቢሮም።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ መደርኡ፣ እዚ ኣብ ሰራዊት ኣጋጢሙ ዘሎ ጸገም ብሓደ ለይት ዝተፈጥረ ኣይኮነን፣ ብዙሓት ካባኻትኩም ኣብ ውልቃዊ ናብራኹም ትግደሱ ስለዘለኹም ዝማዕበለ እዩ፣ ኢሉ ብምፍርራሕ ከኣ፣ ስግር ዶብ ብረት ዝሸጡ ኣዘዝቲ ከምዘለዉን ገለ ድሮ ኣብ ቀይዲ ከምዝርከቡን ኣተንቢሁ።

ኣብቲ ናይ ሕቶን ርእይቶን ካብ ዝተላዕሉ ጉዳያት ሓደ ካብ ሰራዊት ዝኾብለሉ ኣባላት ሰራዊት ነበር ካብ ኣገር ምስ ወጹ ካብተን ዝተሰደዱለን ሃገራት ናይ ጣዕሳ ፎርም ብምምላእ ናብ ሃገር ከም በጻሕቲ ይምለሱ ምህላዎም ኣብ ሞራል ሰራዊት ጉድኣት ካብ ምብጻሕ ሓሊፉ ኣተሓሳስባ ናይቲ ኣብ ኣገልግሎት ዘሎ መንእሰይ መሊሱ ናብ ስደት ከቕንዕ ምኽንያት ይኸውን ምህላዉ እዩ ከኸውን ከሎ፣ ኢሳይያስ እዚኦም ሃገርን ሰራዊትን ርሕሪሖም ዝኸዱን እቲ ዘዕጠቕናዮም ብረት ድማ ንጸላኢ ዝረከቡ እዮም፣ ናብ ሃገር ክምለሱ ይኽእሉ እዮም እንተኾነ በቲ ፈጸሙዎ ዓቢ ገበን ተሓተቲ እዮም። ስለዚ ተመጣጣኒ ስጉምቲ ክውሰደሎም ይግባእ ኢሉ። ከምዚ ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን ኣ ቀይዲ ኣውዕሉዎም ብምባል ኣብ ርእሲ ‘ዚ መንግስቲ ነቶም ካብ ሰራዊት ሃዲሞም ዝኸዱ ኩሎም ዋጋ ብረት ምኽፋል ክጅምር ምዃኑ ‘ውን ኣፍሊጡ።

እቲ ንብዝሒ ስደት መንእሰያት ኤርትራ ኣሉታ ክህበሉ ዝጸንሐ ከሓዲ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብኸምዚ ዝኣመሰለ እንጽርጽሮት ዝተሓወሶ ቃና ከማርርን ኣዘዝቲ ሰራዊት ክኸስስን ምጅማሩ፣ ተስፋ ቆሪጹ፣ ተጨኒቑ ምህላዉ ዘንጸባርቕ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
60 COMMENTS
  • WediHagher July 21, 2014

    ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ ቅድሚ ሕጂ ካብ 250- 360 ዓቕሚ ሰብ ዝነበራ ቦጦሎኒ ሓይሊ ሰባ ናብ 30-50 ወሪዱ ከምዘሎ ብኣብነት ብምጥቃስ፣ እዚ ኩነታት ‘ዚ ብሰንኪ ጉድለት ቁጽጽርን ሸለልትነትን ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዝሰዓበ ኣገንዚቡ። “ካብ ሕጂ ንደሓር መንግስቲ፣ ኣብ ልዕሊ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ትመጣጣኒ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ነፍሲ ወከፍ ኣዛዚ ክፈልጥ ይግባእ” ክብል ‘ውን ኣጠንቂቑ።

    This story shows that the dictator is still strong,
    and those who are giving us hope to remove him in the coming months are not there.

    • anedo July 21, 2014

      ajokum keribna ena

    • selamawit2 July 21, 2014

      “WediHager”,
      i don’t know if its month or a year but he is dead anyway.
      Nobody is at his side. I personally know people who are regarded his core-core-supporters but they are not.
      Look at the following video: This are only a few posers who were bribed with free hairstyles (very ugly ugly kunnano).
      and then only old lady freakiing in Asmara is alone (we shouldn’t forget not every eldery is wise and also criminals become old people with grey hairs one day). Look around. There is no a single person with a true smile.
      No true smiles, fakte tears, fake colored hairs (colored like organ-utans). If i was not grieving for my brothers and sisters who perished (RIP) i would laugh out loud the whole day:

      http://www.youtube.com/watch?v=q9lDuMfJTn0

      • Genet-orginal July 25, 2014

        selamawit2
        You are so right, I can’t believe it. The ugliest kunnano ever. What is up with that foolish old lady in Asmara? is it Probably she doesn’t know whether she is going or coming, so that, they put her in the mix?

  • Diana da Bologna July 21, 2014

    ውሃ ደበለ ዜና!! መጀምርያ ነገር ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሓደ ቦጦሎኒ ካብ 500 ክሳብ 540 ከም ድበጽሕ ጽቡቕ ኣፍልጦ ኣሎኒ። ከም ሓበሬታ ናይ ኣቶ ኣማኑኤል እንተ ኮይኑ ድማ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ሓንቲ ቦጦሎኒ ካብ 30 ክሳብ 50 ወሪዳ ከም ደላ ኢዩ። ከም’ዚ እንተ ኾይኑ ኣቃውማን መሳርዕን ሓይልታት ምክልኻል፡ ካብ በራጊድ ንላዕሊ ድኸይድ ኣይኮነን። ነዚ ዜና’ዚ መስሓቕ ካብ ድገብሮ ሓደ ድማ፡ጎኒ ንጎኒ’ቲ ሰበስልጣናት ምክልኻል ወያነ ምስቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ኮይኖም ንዓመታት ከምቧህቑ ድጸንሑ ስራሕ ኣልቦኛታት ሸየጥቲ ሃገሮም ድገበርዎ ርክብ ይፍኖ ምህላዉ ኢዩ። ኮን ደኾን ሞራል ይኾንም ተባሂሉ ድተዘርግሐ ጽሑፍ ሙዃኑ ድማ ንማንም ስዉር ኣይኮነን። እዞም ይትረፍ ኲናት ክመርሑ፡ ሙኑቺፒዮ’ውን ከዋፍሩ ዓቕሚ ደይብሎም ጥሮተኛታት መራሕቲ “ውድባት” ትርጉም ከም ደይብሎም ቅድሚ ሕጂ’ውን መለስ ደርጒሕሎም ነይሩ’ዩ። ንሓድሕዶም ብደይጠቕማ መሳርፍ ኛውኛው ድብሉ ደለዉስ ያኢ ሰራዊት መሪሖም ከድምዑ። “መራሕቲ ርጊድ ኣኪቡ ኣፈራሪህዎም” ድበሃል ዘረባን ግን ኣይፋልኩምን! ምለስሉ ዳኣ!!

    • ኣይበልናን'ዶ July 21, 2014

      እዚ Diana da Bologna ብዝብል ናይ ብርዒ ሽም ዝጽህፍ ሰብ ጽቡቕ ገይሩ ዘስተውዕለ facebook.com/mebrahtu.tewelde.ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሰብዩ።

      • ኣይበልናን'ዶ July 21, 2014

        ተወሳኺ ሓበረታ ብዛዕባ Diana da Bologna፡…………..መብራህቱ ተወልደ ይበሃል፡ኣብትሕቲ ሽMኡ ብፊደላት ግእዝ ( መብራህቱ ጋጂ ወለል ) ዚብል ተጻሒፉዎ ኣሎ።ኣብ ኦኣዲ ጢልያን ዝቕመጥ ዚነበረ ክከውን ይኽእል።ሎሚ ግን ኣብ ስዊድን ፡Goteberg ትበሃል ከተማ ይቕመጥ።……እቶም ዘድምጾም ቃላት ልክዕ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሮም ዘለው፡ውሃ ደበለ፡ከም ድበጽሕ፡ከም ደላ ፡ ድኸይድ፡ድገብሮ ዚብሉ ኣብ ካልእ ዝረከብኩዎም ከኣ።ድመጹ፡ድከዱ፡ድበሃል፡ደለኹም……ዚኣመሰሉ ይጥቀም።ምናልባት እዚ ኣገባብ ኣዘራርባዚ ኣብ ካልእ ሰባትውን ዝውትር ክከውን ይኽእል።ግን ኣነ ካብ ዘረጋገጽኩዎ እቲ ብሽም Diana da Bologna ኢሉ ዝጽሕፎ ምስቲ ኣብ ፌስቡክ ዘሎን ኣብ መስከረም ዚህቦ ርእይቶታት ዚተመሳሰለ’ዩ።ኣብ መስከረን ነት፡ኣብ ትሕቲ መጸዋዕታ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ኣኤርትራ ዝብል ኣርእስቲ ኣዚ ዝስዕብ ኣስፊሩ፡(ኣነ ብወገነይ ወዲ ትኹል ወዲ ሸኽ ዘይነብ በሽር ፍሒራ ድመጹ እንተኾይኖም ቃል ይኹነኒ ኣብ’ቲ ተዳልውዎ ናይ ሓደ መዓልቲ “ፌስቲቫል ክካፈል። ቀደም ቆልዑ ከለና ረጋቢት ንምስሓብ ኢልና ማይ ብሽኮር በጽቢጽና ነስትየንሞ፡ ዋናታተን ገዲፈን ናባና ይመጻ ነይረን። ሎሚ “ኤርትራውያን ሓደሽቲ ስደተኛታት ናብ’ቲ ብደገፍቲ መንግስቲ ዝዳሎ ፌስቲቫላት ድኸዱ ደለዉ፡ ጓይላ ደልዮም’ምበር፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ መንግስቲ ደገፍ ሃልይዎም ኣይኮኑን” ድባሃል ጫሌዳ ዘረባ ኣምጺእኩም። ሕራይስከ ንርኢ!)
        ብዝይዳ ከኣ ዲይና ትበሃል ጓል ኣላቶ።…..ዓዱ ከኣ ዓዲ ሰላይት ይበሃል።…..ስለዚ ከም ሓደ ምዕቡልን ኣብ ተቃውሞ ክንድቲ ጠንቒ ከምጽእ ዘይክእል ልክዕ እቶም ህግደፍ ካብ ዝኾነ ዚኣኻኸቦም፡eri blood ኸውን ይኽእል።ሓደሓደ ግዜ ህዝቢ ከይተረፈ ለኪሙ ዝጻረፍ ናብ ኣቶ ዓንደብርሃን ቅርበት ዘለዎ’ዩ ዚመስል።ክሳብ ሕጂ ግን ምስቶም ብባሕሪ ዚመጹ ምኳኑን ኣቐዲሙ ኣብ ዓዲ ጢልያን ዚጸንሐ ምኳኑ ከረጋግጽ ኣየከኣልኩን።

    • abraham July 21, 2014

      Diana ede kedmi higi ab 2013
      Kinat ab mengo serawi Eritran weyanen
      tekaydu neru.Abti gizyeti nay weyane
      Serawi dew eli zetakoso selezeseane
      Ab wishti hade seat zeymelie hade
      Botoloni melue serawit nay Ertra
      marikomom keydom.
      Meknyatu
      1.zewage seb yelen
      2.Etom ab defae zelewu wehudat
      Ewin emnetom selezerehake nay
      Mewegae menfes yebilimin.
      Niska hji kab bologna tetaqiska
      Neserat Hgdef ketedhno entekilka
      Fetin eka degim.

      Abraham

      • Diana da Bologna July 21, 2014

        ኣብራሃም!
        ኣበየናይ እዚ ናይ ወያነ ኢኻ ኔርካ? ካብ ሰራዊት ዲኻ ዋላ ካብ’ቶም ወያነ ደሰልፎም “ኣግላይ” ኢኻ? ክትማርኽን ክትማረኽን ደሊኻዮ ደኮነስ ሕጊ ኲናት ድእዝዞ መስርሕ ኢዩ። እዚ ዜና’ዚ ግን፡ ካብ ማዕከናት ዜና ወያነ ፈጺምና ኣይሰማዕናዮን። ቦጦሎኒ ምልእቲ ክትማረኽ እንተኾይና ግን፡ እታ ቦጦሎኒ ኣብ ግንባራት ደይኮነት ዓርዳ፡ ኣብ ገለ ዓዲ ንንግደት ኢለ ምስ ከደት ክኸውን ኣለዎ ደተማረኸት። ትግራዋይ እንተኾንካ፡ ኣብ ከባቢኻ ደለዉ ገለ ካብ’ቲ ኲናት ድደሓኑ ሰራዊት ናይ ወያነ ረኺብካ ሕተትሞ፡ ሕሰም ናይ’ቲ ደሕለፍዎ መሪር ኲናት ክትርኹልካ ኢዮም። ኤርትራዊ እንተኾንካ ግን፡ ንጥፍኣት ኤርትራን ህዝባን ካብ ተንቅዱ ሓያለይ ጌርኩም ስለ ደለኹም፡ በዚ ክምዚ ድመሰለ ዜና ክትሕጎሱ ግድን’ዩ።
        “ኣይበልናንዶ” ኢልካ ተሰይምካ ደለኻ፡ መን ሙዃነይ ደይኮነ ደገድስ ሓሳባተይ ወይ ርእርይቶይ ኢዩ። መብራህቱ ተወልደ ሙዃነይ እንተ ፈልጥካ ኣብ ፌይስ ቡክ ርኸበኒ። “ኣይበልናንዶ” ድበሃል ሽም’ውን ሰሚዕና ኣይንፈልጥን። ስለ’ዚ ንስኻ’ውን ሽምካ ሓቢእካ’ለኻ። መን ሙዃነይ ምንጋርካ’ውን ትርጉሙ ኣይተረደኣንን።

        • ኣይበልናን'ዶ July 21, 2014

          ተወሳኺ ሓበረታ ብዛዕባ Diana da Bologna፡…………..መብራህቱ ተወልደ ይበሃል፡ኣብትሕቲ ሽMኡ ብፊደላት ግእዝ ( መብራህቱ ጋጂ ወለል ) ዚብል ተጻሒፉዎ ኣሎ።ኣብ ኦኣዲ ጢልያን ዝቕመጥ ዚነበረ ክከውን ይኽእል።ሎሚ ግን ኣብ ስዊድን ፡Goteberg ትበሃል ከተማ ይቕመጥ።……እቶም ዘድምጾም ቃላት ልክዕ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሮም ዘለው፡ውሃ ደበለ፡ከም ድበጽሕ፡ከም ደላ ፡ ድኸይድ፡ድገብሮ ዚብሉ ኣብ ካልእ ዝረከብኩዎም ከኣ።ድመጹ፡ድከዱ፡ድበሃል፡ደለኹም……ዚኣመሰሉ ይጥቀም።ምናልባት እዚ ኣገባብ ኣዘራርባዚ ኣብ ካልእ ሰባትውን ዝውትር ክከውን ይኽእል።ግን ኣነ ካብ ዘረጋገጽኩዎ እቲ ብሽም Diana da Bologna ኢሉ ዝጽሕፎ ምስቲ ኣብ ፌስቡክ ዘሎን ኣብ መስከረም ዚህቦ ርእይቶታት ዚተመሳሰለ’ዩ።ኣብ መስከረን ነት፡ኣብ ትሕቲ መጸዋዕታ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ኣኤርትራ ዝብል ኣርእስቲ ኣዚ ዝስዕብ ኣስፊሩ፡(ኣነ ብወገነይ ወዲ ትኹል ወዲ ሸኽ ዘይነብ በሽር ፍሒራ ድመጹ እንተኾይኖም ቃል ይኹነኒ ኣብ’ቲ ተዳልውዎ ናይ ሓደ መዓልቲ “ፌስቲቫል ክካፈል። ቀደም ቆልዑ ከለና ረጋቢት ንምስሓብ ኢልና ማይ ብሽኮር በጽቢጽና ነስትየንሞ፡ ዋናታተን ገዲፈን ናባና ይመጻ ነይረን። ሎሚ “ኤርትራውያን ሓደሽቲ ስደተኛታት ናብ’ቲ ብደገፍቲ መንግስቲ ዝዳሎ ፌስቲቫላት ድኸዱ ደለዉ፡ ጓይላ ደልዮም’ምበር፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ መንግስቲ ደገፍ ሃልይዎም ኣይኮኑን” ድባሃል ጫሌዳ ዘረባ ኣምጺእኩም። ሕራይስከ ንርኢ!)
          ብዝይዳ ከኣ ዲይና ትበሃል ጓል ኣላቶ።…..ዓዱ ከኣ ዓዲ ሰላይት ይበሃል።…..ስለዚ ከም ሓደ ምዕቡልን ኣብ ተቃውሞ ክንድቲ ጠንቒ ከምጽእ ዘይክእል ልክዕ እቶም ህግደፍ ካብ ዝኾነ ዚኣኻኸቦም፡eri blood ኸውን ይኽእል።ሓደሓደ ግዜ ህዝቢ ከይተረፈ ለኪሙ ዝጻረፍ ናብ ኣቶ ዓንደብርሃን ቅርበት ዘለዎ’ዩ ዚመስል።ክሳብ ሕጂ ግን ምስቶም ብባሕሪ ዚመጹ ምኳኑን ኣቐዲሙ ኣብ ዓዲ ጢልያን ዚጸንሐ ምኳኑ ከረጋግጽ ኣየከኣልኩን።

        • ኣይበልናን'ዶ July 21, 2014

          እንታይ ክዛረአበልካ ገና ዘይበሰልካ ጥረ እንድኻ።እቲ ትብሎ ዘሎካ ከምቲ ኣብ ኩናት ዘይወኦኣለ በሊሕ ዚበሃል።ካብ ጽርጊያ ኣስመራ ናብ ጽርጊያ ኤውሮጳ ሰጊርካ ኩነታት ሪኢኻ ምእንቲ ትብለጸሉ ቦታ ክትረክብ ኦኣዲ ካብ ኦኣዲ ትቀያይር።ኣዚ ከይ ኣኽለካ፡እቶም ተቃሊሶም ሃገር ዘምጽኡ ሬሳ ደቆም ኣብ ባህሪ ጥሒሉ ብእህህታ እናሃለፉ፡እቶም ኣብ ኤውሮጳ ገንዘቦም ጥራሕ ሃዊሶም ክስዕስዑ ዝጸንሑ ሎሚ ቶባእ ነዚ ዲና ኮስኪስና ኢሎም እህህ እናበሉ ቀልባዕባዕ ምባል ትርጉም ዘለዎ ከይመስለካ።በላሕቲ ዝገደፍዎ መደረኽ ኢካ ረኺብካ፡።ኣዚ መደረክዚ ከኣ ገለ ዝለሓስ ዚረከብካ ኢካ ትመስል።ኩሉ ኣጸሃህፋካ ሪያሊቲ ወይ ኣብ ሓቅን ቅንዕና ዘይተመስረተ ናይ ሃደ ዕቡድ ሰማይሰማይ ዝፋንን ሰብ’ዩ።ክትፈልጦ ዘሎካ፡ኣደታት ኤርትራ ንደቀን ኢለን ካብዝሰንከተኦ ቅጫ ኣጋይሽ መጺኦም ተባሂሉ ፍርቁ ናብ ተጋደልቲ ይከይድ።ሓደ ግዜ መቑሎ ኣርሲና ዘጥፈአት ኣደ ከኣ ካል ኣይ ግዜ መቑሎ ስለዘይተርስን፡እቶም ፍርቂ ቅጫ ጥራህ ዚተቀረበሎም ቆልዑት ከይጸገቡ ተረኣእዮም ኣደ ኣይጸገብናን እናበሉ ካብ ዚተስእሉ ኩነታት’ያ ኤርትራ ኣብዚ በጺሓ።ለተቐማጭ ሰማይ ቅርብ ነው ይብሉ ኣምሓሩ።ንስካ ህግ ታንኪ ወኒና ኣስመራ ክተኣቱ ኢካ ፈሊጥካያ።ሓይሊ ት ኣክል ኣብ 80 ገባር ዘለዋ ኦኣዲ ኣትያ።እታ ኦኣዲ ነዚኦም ክትእንግድ ዚገብሩዎ ላዕልን ታሕትን ንዓካ ዛንታ’ዩ።ዛንታን ብዓይኒ ዚረኣየ ግን በበይኑ ዓይነት ሃቂ’ዩ ዝቕበሎ ኣብ ኣተሓሳስባኡ።ስለዚ ምድሪ ሓዝ፡ህግደፍ ብፍላይ ጉጅለ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ከማካ ፍጹም ኣብቲ ቦታ ጀግነንት ዘይነበሩ፡ቃልሲ ኣንታይ ምኳኑ ኣምር ዘይብሎም በጋሚዶ ኣኪቡ’ዩ ንኤርትራ ናብዚ ድቕድቕ ዝበለ ጸልማት መሪሑዋ ዘሎ።ስለዚ ለብም ናጽነት ብከምዚ ትብሎ ዘሎካ ብዓበድ ዓበደን ናይ ዝተከድናን ዝተቆነናን እናኦቅናጀወ ኣይመጸን።ምሩጻን ምሩጻት፡እልፊ ምቁራት ከም መኦኣር ምጸምጸ ተውፊዮም ኢዮም ኣምጺኦሞ።ሎሚ ነቲ ንሶም ዝጸኦኣርሉ ናብ ረብሃ ህዝቢ ንኽምለስ ከም ህዝብኻ መስርዕ ምሃዝ የኽብረካ’ዩ።ኣዚ ኦኣበድ ዓበድ ዓበድ፡ሃተፍ ሃተፍ ግን ዋጋ የብሉን።

        • ኣይበልናን'ዶ July 21, 2014

          ሓሳባትካ ካካይ፡ንስካ መታወን ህግደፍ።ማይ ሰቲካ ትጠርጥ።ንዓካ ክረክብ ዝጽዕር መኣስ ጭደታት ዝኾኑ ዝርከቡ ሲኢነ።እቲ ትብሎ ዘሎካ ናይ ሓደ በጋሚዶ ቶኽታኺ ኩናት ኣዘራርባ’ዩ።ልክዕ ከምቲ ጽሉል ኢሳያስ ዝብሎ።ክብርን መሰልን ካልእ ዘይሕሉ ዕቡድ ከኣ ፍጹም ክብሩ መሰሉ ክሕለወሉ ፍጹም ዘይከኣል’ዩ።ወያን ትማሊ ኣብ ግንባራት ሳሕል ምእንቲ ድሕነት ቃልሲ ህዝቢ ኣኤርትራ ወዲቖም’ዮም።ትግራይ ከኣ ወዮ ደኣ ዘየኽፈልካ ኮንካ’ምበር ወላ ኣብ ኣኤርትራ ዘለኹ ኤርትራዊ’የ እንተበልካ ንስካ ተዛራቢ ትግርኛ ኢካ።ስለዚ ትግራይን ትግርኛ ዝፈላልዮ ፍለጥ።ግን ርእሲ ሽክና ነዚ ክትፈልጠሉ ትኽእል ኦኣቕሚ ይኹን ህድእ ኢልካ ክትትመዝነሉ ትኽእል ኩነታት የለካን።እታ ን ኢሳያስ ኣብትን ኣብዝን ተብሎ ዘላ ሕማም ጽላለ ኣባካ’ውን በጺሃ’ያ።ምኽንያቱ ላም ከም መራሒታ ስለዝኾነ።…..ስለዚ ኣዚኣ ናይ መወዳእታ ጽሕፍተይ ኢያ ምስካ ምስ ዓበዶኣበድ ዝብል ቁምነገር ዘይብሉ ኣብ ሃሳብ ዘይዛረብ ኣብ ምሽማታትን ምቁንጻብ ዝነቅሕ ሰብ ክዛረብ ዘኻል ግዜ የብለይን። ሃንቲ ክብለካ ግን እቲ ትብሎ ዘሎኻ ይበሃል ኢልካ ዝድገም ዘይኮነ ኣጸቢቅካ ተረዳኣዮ’ሞ ብክብሪ ሃዞ።ምኽንያቱ ጀጋኑ ዝወደቕሉ’ዩ።

          • Saba July 22, 2014

            ካካይ እዩ ካካይ ዝብል።

          • ተወልደምድኅን July 22, 2014

            ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ኣእምሮ ንዘለዎ ሕቡእ ኣይኮነን።እዚ ከኣ ናይ ጀብሃን ሻዕቢያን ኣይኮነን ወይ ናይ ሳሻሊስታዊ ወይ ካፒታሊስታዊ ኣረኣእያ ኢልካ ትከላከለሉ ወይ ይሓይሽ ምባል ኣይኮነን።ብርእሱ ሃገር ብኅልናን ብ ኣካልን ትጸንት ትዓኑ ኣላ።ስለዚ ኣብዚ እዋንዚ ዚገበርካ ገይርካ ሃገር ካብ ውድቀት ምድሃንዩ ጉቡእ ሃደ ዜጋ’ዩ።ስቕ ኢልካ ዓዲ እክለ ባህ ኣይበሎም።ብምባል ንበዳሊ ኦድል ምሃብ ግን ናይ በሃያት ኢዩ።ስለዚ ሰብ ሰብ ዘብሎ ክብሪ ዝህቦ ኣገባብ ኣጸሃህፋኡ ዝህቦ ርእይቶ’ዩ።ኣብዚ እዋን ጥፍኣትዚ ናይ ኣብዲ ስራሕን ቃላትን ዝጥቀም ግን፡ብኩሉ መልክዑ ኣንተጸረፍካዮ ኣየኽፍእን’ዩ።ምክንያቱ ከኣ እቲ ንባህ ኣይበል ዝከላከልሉ ስርዓት ሰብ ይቐትል ሃገር የጥፍእዩ ዘሎ።ስለዚ ን ኢሳያስን ስረሃቱን ክጣበቕ ዝውዕል ኣብዚ እዋንዚ እንታይ ክንብሎ፡ባዕልኹም ፍረዱዎ ደቂ ኦኣበይቲ፡

          • Diana da Bologna July 25, 2014

            ኣይበልናንዶ!!
            ካብ መጀመርያ ኣትሒዝካ “ኣንድነታዊ’የ” እንተትብለኒ ኔርካ ግርም ነይሩ። ንሕና ደኣ ኣበርክቶ ናይ ወያነ ኣብ ዘበነ ገድልና መዓስ ክሒድና ንፈልጥ። ወያነኻ ግን ከም መንደቕ ተባዒጦም ብህዝባዊ ግንባር ከም ድተሰርሑን፡ ብኢዶም ተወጢጦም ኣዲስ ኣበባ ከም ድኣተዉን ክሒዶም። እዚ ኣይኮነን ደዛርብ፡ ክሕደትን ጥልመትን ናይ ወያነ ውርሻ ኣባሓጎታቶም ስለ ድኾነ። ኤርትራዊ ትግርኛን ትግራይን ሓደ ሙዃኖም ድነገርካኒ ግን፡ ኣይዘረባን! ከምኡ እንተ ኾይኑ ግን፡ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ኤርትራውያን ሰፊሕ ስለ ድኾነ ቦታኡ፡ ንዓኻ ይቐርባካ ይኸውን። ንዓይ ግን ኣይንታየይን ኢዩ። “ቅጫ ናይ ሓንቲ ስድራ ተመቒላ ንተጋደልቲ ትዕደል ነይራ” ድበልካያ ግን ሓቅኻ ኢኻ። እዚ ግን ነቶም ለይቲ ምድሪ ዃደረ ጸዊዕም ድራር ድእዝዙ ድነበሩ ተጋደልቲ ዓማ ድምልከት’ምበር፡ ንተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣይምልከትን። ይትረፍ ሓለፍቲ መንገዲ ተጋደልትስ፡ ክፍሊ ህዝቢ ህዝባዊ ግንባር’ውን እንተ ኾኑ ናይ ገባር መሳርፍ ከይቀርቡ ህሩማት’ዮም ነይሮም። “ንሕዝባዊ ግንባር ታንኪ ሒዛ ክትኣቱ ኢኺ ትፈልጥያ” ድበልካኒ ግን፡ መዓስ ብደየገድስ፡ እቲ ንህዝባዊ ግንባር ምፍላጠይ ኢዩ ደገድስ። ክሳብ ሕጂ ድማ ኣሰሮም ተኸቲለ ይኸይድ ምህላወይ፡ ኣመና ሕብንቲ ኢየ። “ዓንደብራሃን ወዲ ዓንደብራሃን” ኢልካ ድጸወኣዕካዮም ፍንፉናት ሙሁራት ግን፡ ኣብ ቦሎኛ ክዋጠጡ ስለ ድተዓዘብናዮም፡ ክስዕቦምሲ ይትረፍ ዘናታቶም ክሰሞ’ውን ኣእዛነይ ጥራይ ደይኮነስ እንተላ ኮራርምተይ’ዩ ደቐንዝወኒ። ኣብ መወዳእታ ግን፡ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከምዚ ከማኹም ድኹማት ጸላእቲ ብምርካቡ ዓቢ ዕድል ኢዩ። ኢሳያስ ንዓኻን መራሕትኻን ግን የጸልለኩም ከም ደሎ ኢና ንፈልጥ። ንሕና ድማ ንዕብዳንኩም ደቀላጥፍ ደበለ ኩሉ ክንምልእ ድልዋት ኢና።

    • WediHagher July 21, 2014

      ” ከም ሓበሬታ ናይ ኣቶ ኣማኑኤል እንተ ኮይኑ ድማ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ሓንቲ ቦጦሎኒ ካብ 30 ክሳብ 50 ወሪዳ ከም ደላ ኢዩ”

      Diana da Bologna

      Sister/Brother, the situation is much worse than what is reported here.
      May Allah/God protect my beloved Eritrea.

  • Tes July 21, 2014

    Diana Gelie hungugu kan Riessi hamam!!

    Are you ghal tsor ( Ethiopian solder)?…lahmam ede!!! why do you write here? Why don’t you keep your mouth shut. DIA doesn’t care about you or other but himself. You idiot trying hard to be more Eritrean than the true Eritreans. Feger!!

  • ተወልደመድኅን July 21, 2014

    ከም ኡ’ዶ ኢሉ።መለኽቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ወይ ድርኩኺቶም ሰጊሩ ዘሎ ጉዳይ ኣይረኣዮምን’ዩ።ንሳቶም ናይ ዒይስራ ኦኣመት’ዩ ዝረኣዮም።ካብቲ ግዜ’ቲ ክሳብቲ ዘለውዎ ወዲ ሰብ ዘምጽ ኦ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ፍጹም ኣይረኣዮምን ስለዝኾነ ከምቲ ናይ ቀደም ይምድሩ፡ነቲ ኣብ ገለ እዋናት ዝተዓወትሉ ክሰርሁ ይሃልሙ።……ውሕጅስ እናሰራሰረ እንድዩ ዝወስድ፡ኣናተሰራሰሮ ከሎ ዘጥፍእ ወዲ ሃላል ከምዝርከብ ኩሉ ዚፈልጦ ሃቂ’ዩ።

  • eden tesfay July 21, 2014

    We need a justice & freedom in Eritrea thank you god bless you.

  • Almaz Gual Asmera July 21, 2014

    እቲ ብብድዐን ሕጊ ኣልቦነትን ዝልለ ምሕደራ ድኣ ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ከፍሪ? ስራሕ መንግስቲ ገዲፍካ ስራሕ ሸፋቱ እንድሕር ትሰርሕ ኮይንካ አረ ገና። ከምቲ ኣብ 1991 ተስፋ ተነቢርሉ ዝነበረ ሓድሽ መራሒ ናይታ ሓዳስ ሃገር ሎሚ ኣብዚ ፕረሲደንት ኦባማ ዝጸውዖ ዘሎ ኣኼባ ምተረኽበ እምበር ዕስራን ሓደን ግዜ ናብ ሳዋ ኮለል። ሳዋ እኮ ብሓደ ኣዛዚ ወይ ድማ ምክልኻል ሚንስተር ኪትምራሕ ዝግብኣ መዓስከር እያ። ብዘይካ ሓዊ ምውላዕን ምስዋርን ዘይፈልጥ ስጊንጥር ዝኾነ መራሒ እዚ ሕጊ-ኣልቦ ስርዓት ግን ጓይላን ታዕሊምን ጥራይ ዝፋብሪክኣ (እተፍሪ ፋብሪካ) ጌርዋ ዓዲ። ሎሚ ጎረባብትና ብኻልኣ ዞባዊ ጥቕሚ ዘሎዎ ፕሮጀክት ይዛረባ እዚ ድማ ኣብ ውወርሒ ዝቀያየር ትእዛዛት ከመሓላልፍ ሞኽ ኢሉ። …እዚ ንፍደዮ ዘሎና እዚ ዕቡድ ዘረባ ናይ ብዓል ድሩዕ ስለዘይሰምዐ እዩ። (ሕሳብና ንግበር፣ ዝተወንዘፈ ጉዳያት መንግስቲ ኣሎና ሕጂ ኸምኡ ንግበር ንዓና ጠቒምና ምስ ዓለም ከኣ ከምሰብና ንቑጸር ኢሎም መዲሮም ዝሰሞዕም ኣይረኸቡን። ውጽኢቱ ኸኣ እንሆ ማይ ምሕቛን ኮይኑ። ሕስርቲ ፍጥረት ድያና እዚ ካብ ኣሰና ጥራይ ኣይኮነን ንሰምዖ ዘሎና ካብቶም ኣብ ወወርሒ ብኣሽሓት ዓዶም ገዲፎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ዝጠፍኡ ዘሎዉ ተረከብቲ ሃገር መንእሰያት ብተደጋጋሚ ዝብልዎ እዩ። ከዊልካ ዘይክወል ገበን ናይ ኣያኺ ኪትሽፍኒ ሕማም ፌጋቶ ኪትሓሚ ኢኺ ..ሰባት ኣጸሊምኪ እትቕይርዮ ሓቂ የሎን። ገለ ንልቢ እንተኾነ ኣዚ ዝስዕብ ኣንቢቢ…

    Uninvited To The US-Africa Leaders Summit: The Tyrant Of Eritrea – See more at: http://afkinsider.com/64912/uninvited-ongoing-tyranny-eritreas-isaias-afewerki/#sthash.nPm6JWvm.dpuf

  • ERITRAWIT July 21, 2014

    He should invite YPFDJ to do the slavery!!!!!!!!

    • ahmed saleh July 21, 2014

      Eritrawit
      If he recruited YPDJ into battle field , their first encounter to face real war may force them to run
      toward Ethiopia or Sudan to beg their host country embassies to send them back where they came from .
      Most of the time WAR VETERANS know well no matter what it is evil and either you winor loose the price
      is heavily disastrous . Issayas witnessed before its catastrophic consequences first hand but like
      a mad dog he had been hostage for uncontrollable events to seek confrontations as an excuse of his
      cowardly escape personality . He made many enemies at every angle to reach at paranoia stage mentality .
      That is why our young generation became victims of their ruler ego .
      About the number of battalion of 40-50 even 200 it might be an error behind it or someone is exaggerating ,
      give me a break please , use commonsense .

      • Genet-orginal July 25, 2014

        Mr. ahmed saleh
        You are right, those YPFDJ are no good.
        They are fat ass who eat hum burgers since they were one. They are pigs who know noting about Eritrea. Most of them are from “disadvantage households”, who went to bad public schools worth nothing. Most likely they became YPFDJ members, because PFDJ operatives offered them free food. Those fat ass pigs have no brain. That is why they are the dictator’s targets. Just try to have conversation with one of them, what you find is “Yo, that is cool, I like guayla, I like to have fun, I like Eritrean food lots of it” Would you consider to live in Eritrea? ” NO man! I don’t think so! that is hard” YPFDJ in diaspora are victims of a very, very bad man.

  • Bisrat July 21, 2014

    A battalion’s manpower strength is around 500 including administrative staff. Squad is 15 Platoon 45 Company 150 Battalion 450 – 500.

  • Makda July 21, 2014

    Yea…. as ERITRAWIT said “He should invite YPFDJ to do the slavery”

  • abraham July 21, 2014

    Weyane dea n serawit ertra neiku endyu gedifwo.

    Abraham

1 2 3 4

POST A COMMENT