Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን 5 ነጥቢ ዝሓዘ ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን 5 ነጥቢ ዝሓዘ ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።

ትማሊ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢ ኣሕመድ ዝመርሖ ልኡኽ ኢትዮጵያ፡ ምስ መራሕቲ ኤርትራ ኣብ ዝገበሮ ርከብ ነቲ ናይ 20 ዓመት ግጭት ኣኽቲሞም ዝምድናኦም ናብ ንቡር ንምምላስ ድሕሪ ምስምማዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ተመስሉ፡ ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።

ብመሰረት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ ዝተረኽበ ሓበሬታ እቲ 5 ነጥብታት ዝሓዘ ስምምዕ

1ይ – እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ኲናት ኩነታት ኣብቂዑ ሓድሽ ናይ ሰላምን ምሕዝነትን ዘበን ከምዝጀመረ

2ይ – ክልቲኦም መንግስታት ጥቡቕ ፖለቲካዊ ቁጠባዊ ማሕበራዊ፡ ባህላውን ናይ ጸጥታን ምትሕግጋዝ ከካይዱ ምኻኖም

3ይ – ናይ መጓዓዝያ፡ ንግድን መራኸቢታትን ንጥፈታት፡ ከምኡ `ውን ዲፕሎማስያዊ ርከብ፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገር ዳግም ክጅምር ምዃኑ

4ይ – ውሳኔ ኮምሽን ዶብ ክትግበር ምዃኑ

5ይ – ክልቲኤን ሃገራት ዞባዊ ሰላምን ምዕባለን ምትሕግጋዝን ንምርግጋጽ ብሓባር ክጽዕራ ምዃነን ይገልጽ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ን 16 ዓመታት ዶብ ከይተሓንጸጸ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ከይወጽአ፡ ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ዝምድና ናብ ንቡር ኣይምለስን እዩ ክብል ጸማም ሓደ ደርፉ ኮይኑ ኳ እንተጸንሐ፡ ሕጂ ግን፡ ሰራዊት ከይወጽአ፡ ዶብ ከይተሓንጸጸ፡ እንሆ ልኡላዊነት ወደባት ኤርትራ ብዓብዩ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተቖጻጻርን ሓታትን ዘይብሉ ስጉምቲ ቢደወነኑ ይወስድ ኣሎ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጉዳይ ምሕንጻጽ ዶብ ይጽንሓልና፡ ምርግጋእ ኢትዮጵያ እዩ ዘገድሰና ክብል ድሮ ዘምሎቖ ዘረባ ተረዲኡዎ ተቖጢዑ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ንመተሃዳድኢ ‘ኳ ፈሊጡ ኣብቲ ስምምዕ እንተጠቐሶ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ዝኾነ ነቲ ጉዳይ ዝምልከት ስጉምቲ ከይተወስደ ኸሎ፡ ማዕረ ንወደባት ብሓባር ናይ ምምዕባል ስምምዕ ምስ ኢትዮጵያ ምእታዉ ብዛዕብኡ ግዲ ከምዘይብሉ ዘመልክት እዩ።

ብቐንዱ ካብ ኢትዮጵያ ክንፍለ 30 ዓመት ብዕጥቂ ብረት ዘቃለሰና፡ ልኡላዊ መሬት ኤርትራን ዋንነት ወደባት ኤርትራ ምንግጋጽን `ዩ። ወደባት ኤርትራ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ክህባ ንቡር ኳ እንተኾነ፡ ብፍላይ እቲ ወግዓዊ መራኸቢ ኢትዮጵያ ዝገለጾ፡ ንወደባት ኤርትራ ዝምልከት ዜና ዘደንጸዎም ኤርትራውን፡ ` እንተ `ቲ መስዋእቲ `ሞ ዝተረፈና የብልናን፡ እንተ `ተን ወደባትና `ሞ ተዘሚተን እየን፡ እናበሉ ምድንጻዎም ይገልጹ ኣለዉ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ እቲ ካብ ፈለማ ሒዙዎ ዝጸንሐ ንኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣሕሊፍካ ብምሃብ ዝገፍሐ ሽውሃት ስልጣን ናይ ምርዋይ ሕልሚ ፈሺሉዎ ኳ እንተኾነ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጸንሖ ወጥሪ ኣፍኲሱ ናይታ ዝርካባ ስልጣን ዕድመ ከናውሕ ምእንቲ፡ ነቲ ፎእ ኢሉ ዝነጸጎ ህዝቢ ኤርትራ ከሕርር ብስም ሰላም ተሓቢኡ ሕኒኡ ይፈዲ ኣሎ። በዚ ኸኣ`ዩ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ዝኸሰርናዮ የብልናን ክብል፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ዓሰርተታት ኣሽሓት ደቁ ብምስዋእ ዝወረዶ ክሳራ ከነኣእሶ ፈቲኑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
10 COMMENTS
  • Asmerom July 10, 2018

    Congratulations to the two nations for achieving peace, the two leaders deserve noble price especially Dr Abiy.

  • Gezae July 10, 2018

    The Woyane and their puppets so called Eritrean oppositions thought that the Ethio-Eritrea peace process will be stacked or crippled because Eritrean will stand erect on the already finished border delimitated and waiting demarcation, but the Eritrean people and government switch on diametrical. in a very flexible way. This is the real politics of the 21st century.

    • Danilo July 10, 2018

      ” this is the real politics of the 21st century ” Gezae, you make me laugh brother and thank you. You start to be wise commentator in this forum but ended just puppet for the sake of one person. .Once told us to be ELF and had many stories but now! Member of 03, gay wake up! Your ports are already sold for the exchange of badme. Again, please wake up if you can. Otherwise, promptly tell you to review the song ” ምዓል መን እዮም ዝጠለሙ ” at least tray.

  • AHMED SALEH !!! July 10, 2018

    Gezae
    Stop flipfloping . Instead multiple political stands that confused your
    mind , I advice you to settle and
    make a decision which suites your
    desire . To support HGDF is your right but be honest to yourself than
    acting like MINIA SHENKOLEL .

    • Danilo July 10, 2018

      He is just ሑኩሊቢቶ as you said “miniya kolel “. To whom is here to convince? He is very very confused than tesfatsion.

    • Gezae July 11, 2018

      Look at issues from both sides, all happy today the two country at last come together, there is no more wound and damage made than the Woyane puppets money buy so called opposition that left no stone to bring Eritrea to its knee, but evils are always loser and today both Eritrea and Erhiopia succeed in doing peace.

  • Tesfai July 10, 2018

    “ኣብ ዝሓለፈ ዜናታትና ከምዝጠቐስናልኩም፡ መራሒ ኢማራት ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ ን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ 3 ቢልዮን ዶላር ብ ቀጥታን ብወፍርን ክህቦ ኸሎ ብድሕሪኡ `ውን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ናብ ኢማራት በጺሑ እዩ።”

    እቲ ውዕል ቀደም ዝነበረ እዩ ፤ ሓድሽ ነገር የብሉን። ከምዚ እንተዘይኮይኑ ኢትዮጵያ ብዙሕ ገንዘብ ዘጥፋኣትሉ ወደብ ጁቡቲ ኣለዋ። እዚ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ደሞክራሲ ኣየምጽኣሉን እዩ። እቲ ቐንዲ ዜና ኣብዚ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ይኹን ኣብቲ ከባቢ ብዙሓት መሓዙትን ኣማራጽን ኣለውዋ ፤ ብዘይ እታ ዝደኸመትን ዝማህመነትን ኤርትራ ክትነብር ትኽል እያ። ናይ ኤርትራ ግና ኣብቲ ዝኸፍኤ ዓዘቕቲ ኣትያ ፣ መንእሰያታ ከይተረፉ ፈንፊኖማ ሃጽ ዝብሉ ፤ እተነጸለትን ብእገዳን ቁጠባዊ ጽገማትን እትሳቐ ዘላ ሃገር እያ። ስለዚ ኢሳያስ ነቲ ናይ ዓመታት መዳናገሪ ዶብ ከይተሓንጸጸ ዝብላ ላግጫ ከምዘይዝክሮ መሲሉ ሰብ ክዳናግር ይፍትን ኣሎ። ሰላም ጽቡቕ እዩ ፤ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ካብ ኩሉ ንላዕሊ የድልዮ ፤ ይኹን እምበር ፍትሕን ደሞክራስን ግና ካብ ስርዓት ህግደፍ ኣይርከብን እዩ።

    • AHMED SALEH !!! July 11, 2018

      ayte tesfai
      what does it mean LAGCHA ? Is it Eritrean or Tigrai language . Just curious .

      • Ermiyas July 11, 2018

        Sheikh negis ahimido savage old Arab slave dog,
        HARADI LEKHIBAT mushmush demented aslamay, do you want our beautiful tigrigna/Agazian word of “LAGCHA” translated into your barbarian evil Arab’s language or into your old Wolkayit Gojamiye/Gonderiye Amharic??? In other word, it is still pure and beautiful NOT contaminated or poisoned by you ROOTLESS CANCEROUS muslim immigrants and garbage Arab slave dogs. Don’t hesitant to ask any further questions!!!!

      • Degoli July 11, 2018

        Ahmado,
        Tesfai is a proud man and of his own languages. He has never been an Arab slave or Abeed like you who burned and hated his own Tigre Tigrinya, so leave him alone. Mind your own language.

Post a Reply to Tesfai Cancel Reply