Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕለት ሸሞንተ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዮተቦሪ ህግደፍ ዝመርሕዎ ኣኼባ ተኻይዱ።

ነቲ ኣኼብ ብረድዮ ማሕበረ ስቦም ንኹሉ ኤርትዊ ምዄኑ ኣዊጅኦም። ደላይ ፍትሒን ሓደስት ስደተኛታትን ኤርትራውያን ተቀማጦ ዮተቦሪ  እዚ ኣኼባ´ዚ ንኹሉ ዝምልከት ኣኼብ እዩ ብማለት ኣብ ሰዓቱ (ልክዕ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ) ተረኺቡ። እቲ መኤከቢ ቦታ ግን ዓሰርተ

ነቲ ኣኼብ ብረድዮ ማሕበረ ስቦም ንኹሉ ኤርትዊ ምዄኑ ኣዊጅኦም። ደላይ ፍትሒን ሓደስት ስደተኛታትን ኤርትራውያን ተቀማጦ ዮተቦሪ  እዚ ኣኼባ´ዚ ንኹሉ ዝምልከት ኣኼብ እዩ ብማለት ኣብ ሰዓቱ (ልክዕ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ) ተረኺቡ። እቲ መኤከቢ ቦታ ግን ዓሰርተ ዘይኮኑ ካብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝተኣከቡ ሰባት ዝተደመሮም ሸውዓተ ፖሊስ ነበርዎ። ወዮ ደላይ ፍትሒ ንከይኣቱዉ ከኣ ብሓለውቲ መኣከቢ ቦታ ቁንጣሮ ኣባላት ህግደፍ መዓጹ ተዓጽወ። እቲ ዝገርም እቶም ሓለውቲ ከይዛረቡ ዝብል መምርሒ ምርካቦም ኢዩ። ብወገና ዝሓተትናዮ ንሕና ኤርትራውያን ኣይኮናን ዲና፧ ጻዊዒትኩም ንደገፍቲ ስርዓት ጥራሕ ዝብል ኣይነበረን። ከም ኤርትራውያን ክንሳተፍ መሰልና ኣይኮነን ዲዩ፧ እቶም ሓደሽቲ ስደተኛታት ከኣ  ገሪምዎም ኤርትራዊ ካብ ብረድዮ ዝተጸወዐ ኣኼባ ይኽልከል ዲዩ ዝብል ሕቶታት ኣዝነብሎም። ሓልውቲ ማዕጾ ኣኼባ ህግደፍ ግን ባዕላን ሰቀለቶ ረሓቀ: ባዕላን ሰንከቶ ባሓቜ: ቀደም ከይትሰርሖ ብ ጥንቃቀ: ኮይንዎም ከም ንግስቱ ዝጠፍኣቶ ንህቢ ሓድሕዶም ቀባሕባሕ ክብሉ ደኣ ተዓዘብና። እቶም ፖልስ ይሕሹ እንታይ እሞ ክንታሓጋገዘኩም ኢሎም ሓተቱና፣ እቲ ብዝሕና ስለ ዘፍርሖም ይኸውን፣ ንሕና ከኣ እዚኦም ከምዚ ትርእዎም ክዛረቡ እናኸኣሉ ዓባስት ክኾኑ መሪጾም ኣለዎ፣ ስለዚ ኣብ ውሽጢ ሓላፊ እንተ ኣልይዎም ጸወዑልና: በልናዮም። ፖሊስ ከኣ ተጓይዩ ነቶም ኣኼባ ዝመርሑ ከነዛራርቦም ከም ዝደለና ሓበሮዎም። ዕጭልና ደኣ መለስሉ። ውዮ ፖሊስ ተመሊሱ ከዛራርበኩም ዝኽእል ሓላፊ የብሎምን ኢሉ ደኣ መለሰልና። ኣይገርምንዶ ወከልቲ ህዝቢና፣ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣኼባ ክንጽውዕ ዓቅሚ ኣሎኒ: ዝብል ህግደፍ ኣብ ቅድሚ ሰዓብቱ ዘሕፍሮ ኣኼባ ኣስተናጊዱ።

ሓበሬታ ይቅጽል———

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • michael haile November 20, 2014

    kem nay dergi gize yezekakreka.Kem beal tedros beraki(bonde) kadretat dergi ab eritrea yezekurka. neten mesakin abeyti adetat haqifu indasaame ketuwen kelo.Itom 5 aklabat dima kem nbeal tedros beraki denaqur iyom wardiya zigebruwom. Jebe mushmush(senef tegadalay behali)gina neta nay wardiya kidan derbiyuwa.

  • ERITRAWIT November 20, 2014

    10 degeftey N HGEDF ketaley hawom, 7 ka police wey feshelet. Hasawe endahadere yfokes eu negerew.

  • sherer November 20, 2014

    Aye higidefaeyan shim deleyti fthi gerkum seb ketebasu tigayeyu alekum bizuh tehzinu. I am very sorry guys for you.

  • the noble teacher November 20, 2014

    ነዛ ኣኼባ ናይ ህግደፍ እንተነፍሽላ ኔርና ፣ኢሳያስ ሓንቲ ምዓልቲ ከይጸንሔ ምተገልበጠ ኔሩ።ድሓን ካልእ ፓርቲ ክግበር እንድዩ ።ንህግደፍ ኢሳያስ ኣብ ኣኼባታቱ ብምቅዋም ከነዕንዎ ኢና።
    ዕድመ ንተቓውሞ ሳዕስዒትን ኣኼባ ህግደፍን።
    ብሰላማዊ ሰልፍና ክንዕወት ኢና።

  • brhane November 22, 2014

    SELAM, ZEREBA TRAY KUMNEGER YEBLUN MEALTI MALTI HADESHTI WDBAT YFTERA ETI SRAT
    DLAYU NSU EYU HANTI KEYKONKA ZMEZEI AWET YELEN ENTEMEZE WEN MBLAEI EYI

  • brhane November 22, 2014

    SELAM, ZEREBA TRAY KUMNEGER YEBLUN MEALTI MALTI HADESHTI WDBAT YFTERA ETI SRAT
    DLAYU NSU EYU HANTI KEYKONKA ZMEZEI AWET YELEN ENTEMEZE WEN MBLAEI EYU

POST A COMMENT