Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕረፍቲ ክቡር ኣቦና ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ውዲ ቫካሮ)

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Dr-Tewelde_LON.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Alem October 24, 2014

    Dr. Tewelde (Wedi Vacaro) in his tour around the world….he warned us not to renew the old Eritrean ID. Let us Respect his word!!! We don’t need new Eritrean ID that is designed as money making machine for Wedi Berad, Kisha and Yemane Monkey and to give citizenship to DEMHIT bodyguards! SAY NO TO ERITREAN ID!!!!
    This ID will not serve more than a year…because HGDEF with its leader Wedi Medhin Berad and his cousins Kisha and Monkey will disappear very soon!!!

  • Truly Truly i say to you October 24, 2014

    ክቡራት የሕዋት ክቡር ኣቦና ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ዝሞተ መሲልኩም ትሃዝኑ እንተለኹም ብጣእሚ ትጋገዩ ኣለኹም፡ ተደንግጹ ሰባት´ውን ኢኹም። እነሆ ሎሚ ብሥራት እበስረኩም ኣለኹ። ንእግዚኣብሔር ዝሓደሩ ቅኑዓት ሰባት ብኣካል ካባና ምሥፍለዩና ክንሕጎስ እንበር ክንሓዝን ኣይግባእን። ምኽንያቱ ቅኑዕ ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘለዎ ሰብ ኣብ ግዜ ሕይወቱ ጥራይ ደይኮነ፣ ብዝያዳ´ዃ ኣብ ግዜ ሞቱ፣ ካልእ ይትረፍ እቲ ሙውት ዓጽሙ ከይተረፈ ብዙሕ ኣሽሃት ጀጋኑ ከምዘፍርይን ከምዘትስእን እቲ ቅዱስ ናይ ኣምላኽ ቃል የበስረና።

    ንኣብነት ሰብ ኮይኑ ዘይሃጥእ ቅዱስ ሰብ ስለዘየለ፣ እቲ ንእግዚኣብሔር ዝሓደረ ጅግና ሰብ ሳምሶን ብሰበይቲ ኃጥያት ኣብ ትሕቲ ጸላእቱ ወዲቚ፣ ነቲ ናይ ኃይሉ ሚስጥር ንዝኾነ ጸጉሩ ከምድኾነ ጸላእቱ ፈሊጦም፣ ነቲ ጸጉሩ ላጽዮም ኃይሉ ብምድኻም ኣብዘዋረድውን ኣብዘላገጹሉን እዋን፣ ሲምሶን ከአ፡ ” ዎ እግዚኣብሄር፡ ዎ ጐይታ በጃኻ ዘክረኒ። ኣታ ኣምላኸይ ንፍልስጥኤማውያን ሓንሳእ ሕነ እዘን ክልቲኤን ዓይነይ ክፈድዩምሲ፡ በጃኻ ነዛ ጊዜ እዚኣ ጥራይ ሓይሊ ሀበኒ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለ። ሽዑ ሲምሶን ነቲ በኢት ዝጾረ ኽልተ ዓንዲ ማእከል፡ ነቲ ሓደ ብየማኑ ነቲ ሓደ ኸአ ብጸጋሙ ሐዞ። ሲምሶን ድማ፡ ነፍሰይ ምስ ፍልስጥኤማውያን ትሙት በለ። ብሓይሊ ኸአ ተጎበጠ፡ እታ ቤት ድማ ናብ ልዕሊ እቶም ሹማምትን፡ ኣብ ልዕሊ እቲ እብኡ ዝነበረ ኹሉ ህዝብን ወደቐት። ካብቶም ብህይወቱ ኸሎ ዝቐለቶም ከአ ብሞቱ ዝቐተሎም ምውታት በዝሑ። ክደግሞ እዬ ሳምሶን ካብቶም ብህይወቱ ኸሎ ዝቐለቶም ከአ ብሞቱ ዝቐተሎም ምውታት በዝሑ።” ይብለና ቅዱስ መጽሓፍ (መጽሓፍ መሳፍንቲ መበል 16 ምዕራፍ ታሪኽ)

    ከምኡውን ኣብ 2ይ መጽሓፍ ነገስት መበል 13 ምዕራፍ ከምዚ ዝብል ኣደናቂ ታሪክ ንነብብ።
    “ኰነ ድማ፡ ሰባት ንሓደ ሰብኣይ ኪቐብሩ ኸለው፡ እንሆ፡ ነቶም ወደቕቲ ሓደጋ ርእዮም ነቲ ሰብኣይ ናብ መቓብር ኤልሳእ ደርበይዎ። እቲ ሰብኣይ ከኣ ኣዕጽምቲ ኤልሳእ ምስ ተንከየ፡ ሐወየ፡ በእጋሩ ድማ ደው በለ።”
    ሪእኩምን ኣስተው ኢልኩምን´ዶ ዋላ ናይዝሞተ ጻድቕ ዓዕጽምቲ ሰባት ከምዘሕውይ፧

    ብኣቢኡ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንደቀ መዛሙርቱ “ሕጂ ግና ናብቲ ዝለኣኸኒ እኸይድ ኣሎኹ። ካባኻትኩም ከኣ ሓደ እኳ፡ ናበይ ኢኻ እትኸይድ፧ ኢሉ ኣይሐተንን። እዚ ስለ ዝነገርኩኹም ግና፡ ልብኹም ጓሂ መልኤ። ግናኸ እንተ ኸድኩ ኸም ዚሔሸኩም፡ ሓቂ እነግረኩም ኣሎኹ። ኣነ እንተ ዘይከድኩስ፡ እቲ መጸናንዒ ናባኻትኩም ኣይመጽእን እዩ እሞዕ፡ እንተ ኸድኩ ግና፡ ንእኡ ኽሰደልኩም እየ። (ወንጌል ዮሃንስመበል 16 ምዕራፍ ካብ ፍቅዲ 5-7)) ብምባል እቲ ድሕሪ ሞቱ ካብ ስማይ ዝልዕኮ መንፈስ ዝያዳ ከምዘፍርዩን ክጽናንኡን ከምዝሕግዞም ይገልጽሎም ነሩ።
    ኣቀድም ኣቢሉ´ውን (ኣብ ወንጌል ዮሃንስ መበል 12 ምዕራፍ ፍቅዲ 24)”ፍረ ስርናይ ናብ ምድሪ እንተ ዘይወደቐትን ዘይሞተትን፡ በይና እያ እትነብር። እንተ ሞተት ግና፡ ብዙሕ ፍረ ኸም እትፈሪ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ።” ኢሉ ዝገለጽሎም ጻድቕን ጡዑይ ሰብ ዋላ እንተሞተ ብዙሕ ከምደፍርይ ንምግላጽ እዩ። እዚ ስለዝኾነ እዩ ወዲ ቫካሮ ኣይሞተን! ብጠጠው ዝሞተስ ኢሳያስ እዩ ኢለ ዘበስረኩም ዘለኹ። በዚ ሓቂ ብምጽናናእ ብፍላይ ስድራ ቤት ወዲ ቫካሮ ከሙኡውን ኹሉና ፈተውቱ፣ ንወዲ ቫካሮ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ከምደንብሮ ኣሚና ክንሕጎስ ኣለና ዝብል ዘለኹ። ንሕናውን ብሕይወት ኣለና ንበሃል ነቲ ናቱ ራዕይ ከነተግብሮ ከለና ጥራይ እዩ።

  • hara October 25, 2014

    bruk truly haki aleka
    etom zibkeyelom si hisem eritra endareayu kemzeyreayu
    n dictatern n shefatu demhitin zidgfu bhiwetom kelewu zimotu
    iyu wedi vacaro kem nay haki wedebat eritra kiwesd zelewo
    sgumti iyu zeriu halifu. GBU

  • rahwa October 25, 2014

    We will keep his memory alive by getting united.

  • linda November 2, 2014

    wake upppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppp ertreannnnnnnnnnnnnnnn, we are the weakest people in the wold!

  • linda November 2, 2014

    Those who live outside and still support esyas why don’t go back built the country so that there will be 24-7 running water ,electricity, affordable gas,freedom of speech and press a good supply of food. stop been ignorant lets learn from developed countries. EPLF stop stealing people houses and their belongings!

  • linda November 2, 2014

    Thank you Dr.Vacaro for all your effort to educate people.
    May you rest in peace, we will not forget you!

Post a Reply to hara Cancel Reply