Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን

 

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥

  1. ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ኩነታት፥
  2. ዕማም ወኪል ሕቡራት መንግሥታት ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፥
  3. ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ዝርኤ ዘሎ ሓደ-ሓደ ዘሰንብድ ኩነታት፥ ንኣብነት ኣብ ስራኤልን ኣብ ካልእ ቦታታትን ዝተራእየ፥
  4. ኤርትራውያን ዝተሰዉኡሉ ዕላማታት

ኩልኻትኩም ኣሓትናን ኣሕዋትናን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ክትሳተፉን፡ እጃምኩም ክተበርክቱን፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ብኽብሪ ንዕድም።

 

ዝግበረሉ ቦታ፥

Hargrave Hall Community Centre

Hargrave Road

London N19 5SP

 

ኣሕዋትኩም ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ -ዓባይ ብሪጣንያ

14 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ.

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT