Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን! ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት -ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM-

``ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ።`` ዊልያም ኣይዛክስ (MIT) ********* “ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ  ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን! ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት -ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM- - - - - - - - - - - ብምኽንያት ኣፈርክቡ ኩነታት

“ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ።“ ዊልያም ኣይዛክስ (MIT)

*********

ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ  ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን!

ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት

-ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM-

– – – – – – – – – –

ብምኽንያት ኣፈርክቡ ኩነታት ሃገር፡ ኣብ ግንቦት 23፡ 2016  ዝተዘርግሐ – ህጹጽ  ጻውዒት  ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን – ክፉት ዘተ ንምክያድ፡ ተሓባበርቲ ብዝገበርናሎም ዕድመ፡ ጊዜኦምን ድኻሞምን ከይጸብጸቡ፡ ብዛዕባ ሰረታት ምንቅስቓስ (Grassroot movements) ህያው ዝኾነሉ መንገዲ ምሳና ንምዝታይን ንምርድዳእን ይመጹ ከም ዘለዉ ብትሕትና ነበስር።

ክቡራትን ክብርትን ኣጋይሽና፡-  1.  ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ

  1.   ወ/ሮ ተኽኣ ዮውሃንስ
  2. ኣቶ ተወልደ ስእለ

 

ቦታ፡- ኣዳራሽ ኤ.ኣ.ሲ.ማ.፡   590 Shawmut Ave., Roxbury, MA

 

ዕለት፡- ቀዳም፡                    ሓምለ (July) 9፡2016

 

ሰዓት፡-                      6፡00 ምሸት።   

 

 *** ምእንቲ ኣኽብሮት ኣጋይሽናን ኣዕጋቢ  ዘተን፡ ጊዜ ኣኽ ቢርና ኣብ ሰዓትና  ክንርከብ  ንላቦ።

“I prefer to be a dreamer among the humblest, with visions to be realized, than lord among those without dreams and desires.” Khalil Gibran

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT