Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ – ተጋዳላይ ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ

Mihretab

ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ ዝተባህለ፡ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ዜጋ ድሕሪ ናጽነት 1991 ናብዚኣ ኣትዩ ከይተባህለ ደሃዩ ስለዝጠፍኣና ሃለዋቱ ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT