Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝተቐብረ ሓቂ ምስ ዚቕላዕ፡ ምቕንጣጥ ጉልባብ ጸልማትን ወጋሕታ ባና ሓርነትን ግድን ይኸውን!!!

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/TRUTH-ENDS-IN-DARKNESS.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • SilefitHi July 2, 2015

    Excellent article! God bless you. Keep it up.

  • Truly Truly i say to you July 2, 2015

    ኽቡር ኣቶ ዑቕባይ ገ/መድሕን ነቲ ብሕብራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን ብኣቦ መንበሩ ኣቢሉ ንዝቀረበ ጸብጻብ ብጹብቕን ማራኪን ትግርኛ ግርም ገርካ ብምትርጓም፣ ነቲ ቛንቛ እንግሊዝ ንዘይርዳእ ዝበዝሕ ሕዝባና ነቲ ዝተዘረበ ቁምነገር ነቢቡ ንክርድኦ ብምሕጋዝካ ናይ ብሓቂ ልዑል ምስጋናን ክብርን ይግብኣካ እዩ። ግናስ ቁሩብ ከይደንጎየት ተተርጚማ እንተዝነብር ዝበለጸ ኣድማኢነት ምነበራ ነሩ። በጃኻ ናይ ጽሑፍ ናይ ቛንቛን ልዑል ክዕለት ጥራይ ደይኮነ ትሕዝቱኡ ኤርትራዊ ሃገራዊነት ዘለዎ ኣዝዩ ቁም ነገር ዝመለኦ ኣገዳሲ ሓሳባትም ናይ ምግላጽ ሙሉእ ክእለት ስለዘለካ፡ ነዚ ኣብ መስከረም ኔት ዝቀርብ ዘሎ ላግጽን ዕብዳንን በዲሁ ኣፎም ዘትሕዝ ገለ ጹሑፋት ፈይ እንተትብለና ክንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ።

  • Truly Truly i say to you July 2, 2015

    ኣይገርመኩምን? ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን ኢሳያስ ንዝገብሮ ናይ ሰብኣዊ መሰል ግሕሰት ዘርዚሩ፣ ብዝገበሮ ገበን ተሓታቲ ምዃኑ ስለዘበሰረ፣ በዚ ዝተሓጎሰ ዉጹእ ሕዝቢ ኤርትራ ደገፉ ንምግላጽ ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ብዝሒ ኣብ ጄኔቭ ታሪካዊ ሰልፊ ስለዝገበረ፣ ነቲ ጉዳይ ጠውዮም “ሎሚኸ፡ንካልኣይ ግዜ መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራት መንግስታት ክዉሰን? ሕቡራት መንግስታት ኣእዳዎም ይኣክቡልና። ሕጂእ ውን ጉዳይና ባዕልና። እናበሉ ነቲ ጉዳይ ምስቲ 1952 ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፌዴሬሽን ንክትዋሃድ ምስቲ ዝተበየነ ብይን ንክድገም ዝተበየነ ፍርዲ ኣምሲሎም ብምቕራብ ነቲ ዘዕወርዎ ሕዝቢ መሊሶም ከዕውርዎ ክፍትኑ ከለዉ? ንምዃኑ ኣቶ ቀለታ ኪዳኔ ” እቲ ሕቶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እምበርዶ ብካልኦት ኣይተጨወየን እዩ” ኢሉ ክጽሕፍ ከሎ፣ እቲ ዝጭወይ ዘሎ ኣየናይ ማለቱ እዩ? እቲ ኢሳያስ ብገበኑ ተሓታቲ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ንሕዝቢ ኤርትራ ዘበሰሮ ብስራት´ድዩ ዝጭወይ ዘሎ ዋላስ፤ ንኢሳያስ ብግበነኛነት ምክሳስ ማለት ልክእ ነቲ ጉዳይ ንካልኣይ ግዜ መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራት መንግስታት ንክዉሰን ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ብተቃወምቲ ከምዝተገበረ ኣምሲሎም ዘዘቕረቡ? ነዚ ሰብኣይ´ዃ ብብዙሕ ዝጽሕፎ ጽሑፍ እፈትዎ ነረ፣ ኣብዚኣ ግና ናይ ብሓቂ ተጋግዩ። ኣቢ ሰብን ምሑሩን ክጋገይ ከሎ ንብዙሕ ሰብ ስለዘጥፍእ ከክፍኣሉ፦ በጃኹም´ባ እቶም ሃገራውያን ሙሑራት ነዚ ላግጺ ጠጠው ከተብሉ ፈትኑ። እዚ´ኮ ነቲ ሕልሚ ኢሳያስ ነዚ ንምትግባር ክንሱ፡ ግናስ ስለ ኤርትራ ነጻነትን ልዑላዊነትን እቲ ስርኣት ከምዝቃለስ ዘሎ ኣምሲሎም ከረድኡና እኳ እዮም ዝፍትኑ ዘለዉ። ወይ ላግጺ!

  • yonas July 3, 2015

    Meskerem.net=shabait.com=hgdf=dictator issu.ብገበን ንዝሕተት መላኺ ኢሰያስ ምክልኻል,ገበናቱ ምሽፋን ምስምንታይ ይቑጸር,ዓገብ meskerem.net.ዘይ እዋኑ ታሪኽን ዓጀውጀዉን ይትረፈኩም።ንህዝቢ ኤርትራ ከተታልሉ ምሕሳብ ሎሚ አብ ዘይከአል ደረጃ ኢዩ በጺሑ,ህግደፍ ን24 ዓመታት ዘታለሎ ይአኽሎ።

    • g michael July 4, 2015

      I have read and listened to satellite radio broadcasts and watched videos on the IOC Report.
      When translated into Tigrinya as is done by Oqbay, the beauty of Tigrinya at rendering this UN Document – its stern, and direct messages, is astounding. Ogbay, keep it hawuna.