Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎ

ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ

ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ እዕደም ኣሎ።

ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት ኮይኑ፡ ዝውድኣሉ ስዓት 20.00 ሾሞንተ ናይ ምሸት እዩ።

ዝኽሪ ዝግበረሉ ኣድራሻ፡ ፍሩሰት ሰንተር ኮይኑ እቲ ሎካል * መእተዊኡ ብድሕሪት`ዩ*

ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን ከባቢኡን

ብደሓን ምጹ

 

إحياء ذكري الأرتريين الذين فقدو أرواحهم في حادث الغرق قبالة السواحل الايطالية

الزمان: يوم الاحد ٦ اكتوبر الساعة السادسة مساء

Furuset Senter: المكان

تدعو الجالية الأرترية المستقله بأوسلو وضواحيها الأرتريين المتواجدين بالمدينة لحضور التأبين

الجالية الأرترية المستقله بأوسلو وضواحيها

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • Gebar October 4, 2013

    I have heard a bad news today from Eritrea that when I call my wife that – 8 people out of those died in Italy are from Zagir, Hamassien. Is this true?

    • ሓቀኛ October 5, 2013

      also if they were from Kongo or from Somalia it would be bad news you stupid ape.

  • ተወልደመድኅን October 4, 2013

    ደሃይ ኢሳያስ።እዞም ዝጠፍኡ’ኮ ናይታ ኢሳያስ ዝመርሃ ኤርትራ ዜጋታት ኢዮም።ኤርትራ ከኣ ኢሳያስ ኢዩ መራሒኣ።ስለዚ ስለ’ቲ ክብሪ ፕረዝደንት ኢሳያስ መግለጺ ክህበሎም፡ንስድራቤት መወቲ ከ ጽንዓት ይሃብኩም ክብል። ኔሩዎ።ናይ ካላ ህዝብታት ከንቲባታትን መራሕትን ንደቓይቕ ክዝክርዎም መንግስቲ ኣኤርትራ ትም።

  • ሓቀኛ October 4, 2013

    ስድራቤቶም ሚስኪናት እዮም ግን እዚኦም ስደተኛታት ክበሃሉ ኣይግብኦምን፣ ወረርቲ እዮም፣ ናብ ሶሽያል-ገነት ኤውሮጳ ክኣተዉ ደልዮም።
    ምህዳም ዘይኮነ፣ ምውራር ኣብ ካልእ መሬት እዩ፣ ኣብ ናትና ኤውሮጳዊ መሬት! ኤርትራውያን ቅድሚ መከራኦም ንዓና ጻዕዱ ከም ንዑቓት ሪኦምና ሕጂ ከኣ ባዕሎም ንዑቓት ኮይኖም። What goes around comes around!

    • Kalighe October 5, 2013

      ወረርቲ እዮም

      ተወልደመድኅን, newram ikha !!

      • ተወልደመድኅን October 5, 2013

        Kalighe ………ስዲ ኢኻ።ወይ ብገለ ነገር ዝተሸፈነ ዘይሰርሕ ሃንጎልን ኅልናን ዘሎካ ግዱዕ ኢኻ።ግዱዕ ማለት ናይ ሓንጎል ጸገም ዘለዎ’ዩ።ጽሑፈይ ቀስ ኢልካ ኣንብቦ።ምር ኣይ እንተጸገመካ መነጸር ግበረሉ ዓይንኻ።……ኣነ ዝበልኩ፡ማዕረ ክንዲዚኦም ዜጋታት ክጠፍ ኡ ከለው መንግስቲ መግለጺ ይህበሎም።ነቲ ኩነታት ብግልጺ ንህዝቢ ይሕብሩ።እዞም ዜጋታት እዚኦም ደቂ ስውኣት፡ኣሓት ስውኣት ዝኾኑ ዜጋታት ሃገር ኢዮም።ስለዝኾነ እቲ ንቐዳማይ ክፍሊ ብልጫን ሰርቲፊኬት ክዕድል ረኣዩኒ ረኣዩኒ ዝብል ኢሳያስ ኣበይ ጠፍአ’የ ዝበልኩ።ናይ ህዝቢ ሓልዮት ዘለዎ መራሒ ኣብ ጸገም ግዜ’ዩ ንህዝቢ ዘጸናንዕ።እዚ ግን ካብ ኢሳያስን ህግደፍን ኣይተረኽበን።ኤርትራውያን ብስርዓት ኢሳያስ ንዑቓት ምኳና፡ስ ው ኣ ት ባድመ ድሕሪ ሰለስተ ኦኣመት ምስተነግሩ ተረዲእናዮ ኔርና።እንድዒ ን ኣኻ ግዱዕ ካሊጋ’ምበር።ኣደ ወዳ ክትጽበ፡መርዓት ዘፍቀረቶ በዓል ቤታ ክትጽበ፡ቆልዑ ኣቦኦም ክርእዮ ንሰለስተ ዓመት ኢዮም ሃንቀው ኢሎም፡ሓዘንን ጓህን የመሓድሮ ይሓልየሉ ናይዘይብሉ ህዝቢ ሓዘንን ጓህን ዘይስመዖ መራሒ ስለዝኾነ’የ ዝጸሃፍኩ።ስለዚ ንስካ ስዲ ነውራም ሰለዝጽኾንካ’ምበር ኣብዚ እዋንዚ ክትላከፍ ካብ ትጽሕፍ ነቲ ጉዳይ ኣሕዚኑካ ስቕ ምበልካ ወይ ከም ኩሎም ጠንቒ ናይዚ ህልቂት’ዚ ዝኾነ ኢሳያስ ምወቐስካ።

        • Kalighe October 6, 2013

          “ስድራቤቶም ሚስኪናት እዮም ግን እዚኦም ስደተኛታት ክበሃሉ ኣይግብኦምን፣ ወረርቲ እዮም፣ ናብ ሶሽያል-ገነት ኤውሮጳ ክኣተዉ ደልዮም። ምህዳም ዘይኮነ፣ ምውራር ኣብ ካልእ መሬት እዩ፣ ኣብ ናትና ኤውሮጳዊ መሬት! ኤርትራውያን ቅድሚ መከራኦም ንዓና ጻዕዱ ከም ንዑቓት ሪኦምና ሕጂ ከኣ ባዕሎም ንዑቓት ኮይኖም። What goes around comes around!”

          ተወልደመድኅን

          Just re-read the shameful comment you made. Either you are a stupid or a wicked person or both. “ናብ ሶሽያል-ገነት ኤውሮጳ ክኣተዉ ደልዮም።” who is saying that ?, isn’t that you ???

          • ተወልደመድኅን October 6, 2013

            ስዲ ዝንቡዕ ኢኻ።ከም ኡ ምዃንካ ክተረጋግጽ ኢኻ ሽምካ ሃቢእካ ትጽሕፍ ዘሎኻ።ሎቕማጽ ወዲ ሰበይቲ በዓል ክልተ መልሓስ።ኣነ ዝበልኩ፡…..እዞም ዝጠፍኡ’ኮ ናይታ ኢሳያስ ዝመርሃ ኤርትራ ዜጋታት ኢዮም።ኤርትራ ከኣ ኢሳያስ ኢዩ መራሒኣ።ስለዚ ስለ’ቲ ክብሪ ዜጋታት፡ፕረዝደንት ሃገር ነቲ ሓቀኛ ኩነታት መግለጺ ክህበሎም፡ንስድራቤት መወቲ ከ ጽንዓት ይሃብኩም ክብል። ኔሩዎ።ናይ ካልእ ህዝብታት ከንቲባታትን መራሕትን ንደቓይቕ ክዝክርዎም መንግስቲ ኤርትራ ትም ኢሉ።ሰለዚ ኣበሎ እቲ ምእንቲ ህዝቢ ዝግደስ መሪሕነት፡ኣበይ ኣሎ እቲ ምእንቲ ሓቂ ዝዛረብ መራከቢ ብዙሃን’የ ዝበልኩ።ግን ከማካን ካል ኦትን ሰብ ድርብ መልሓስ ዝሓዘ ኢሳያስ ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ሚኢታት ጥፍ ኣት ዘይኮነ ነቶም ኣሽሃት ናይ ባድመ ዜጋታት ንሰለስተ ዓመት’ዩ ሓቢኡዎ።እዚ ምልክት ንዕቐት ሓዘንን ጓህን ኣንታይ ምዃኑ ስለዘይርደኦ’ዩ ዝበልኩ።እቲ ጽሑፍ ባዕልካ ዝበልካዮ ሽም ቀይርካ ሰባት ክተቃሽሽ ትጽሕፎ ዘሎኻ፡ኣብዚ ዘሕዝን እዋን ጠቕሚ ትደሊ ወይ ነገራት ክተደናግር ትገብሮ ዘሎካ መግለጺ ስድነትካ’ዩ።ሽም ቀይር ግን እቲ ባህሪ ዝቕየር ኣይኮነን ሕጂ’ውን ስዲ፡ልኹፍ፡ወጣም ምስ መስከብካ ጥፋእ ንዱይ፡ነውራም፡…….

  • dekibat October 4, 2013

    Gebar,
    Did n’t you hear that The dictator , Tv eri and his followers said they were elegal african immigrants. They were called them Africans and not Eritreans. So it is time the Hamasein people to avege their deaths and hunt the illegal migrant dictator and send him back to mekele. It was Hamsein people defended the dictator after tricking them he was from hamsein . It was shimejanai people who defended the dictator by tricking them that his wife is from shimezanay . It is time the real Hamsein and akeleguzay and seraye and the rest real dekibat Eritreans to cleanse our country of those illegal immigrants HEGDEF and isias generals

  • Berhe Tensea October 4, 2013

    As long as people tolerate the Tembenai president young people who were supposed to stand up for their vey basic human right will continue to perish like insects
    People get what they deserve.

  • Yerhiwo October 5, 2013

    President from Tembien is killing innocent eritreans for 40 years….and still in power. UN, EU, ICC, and USA please stop this mad man from killing innocent eritreans!!

    • ERITRAWIT October 5, 2013

      Yerhiwo ,what about us? why we are waiting somebody else to do the job for us it’s in our hand to removed the killer 90% the population against him NHBER NAI MOT MOT ENA NMOUT ZELENA.

Post a Reply to ሓቀኛ Cancel Reply