Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

የቐንየልና፡ ሕሰም ኣይትርከቡ

“ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተሞተ’ኳ፡ ብሕይወት ክነብር እዩ” (ወን. ዮሓ. 11፡ 25)። ክቡራትን ክቡራንን ፈተውቲ፡ ብሞት ኣዚና እንፈትዎ ኃውና፡ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ፡ ዝተሰምዓና ሓዘን መሪር እዩ። ፍቁር ገብረዝጊ፡ ብ 1951 ዓ/ም/ግ (1959 ዓ/ፈ) ኣብ

ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተሞተ’ኳ፡ ብሕይወት ክነብር እዩ” (ወን. ዮሓ. 11፡ 25)።

ክቡራትን ክቡራንን ፈተውቲ፡

ብሞት ኣዚና እንፈትዎ ኃውና፡ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ፡ ዝተሰምዓና ሓዘን መሪር እዩ። ፍቁር ገብረዝጊ፡ ብ 1951 ዓ/ም/ግ (1959 ዓ/ፈ) ኣብ ዓደንጎፎም (ጽንዓደግለ) ተወሊዱ፡ ብ 3 ግንቦት 2006 ዓ/ም/ግ (11/05/2014 ዓ/ፈ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ብሕማም ምኽንያት ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዩና። ኣብዚ እዋን መሪር ሓዘና: መጺኹምን ብተለፎን ደዊልኩምን ዘጸናናዕኩምና፡ የቐንየልና፡ ሕሰም ኣይትርክቡ።

በዓልቲ ቤቱን፡ ደቁን፡ ኣኅዋቱን፡ መላእ ስድራቤትን ኣቶ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ

11 ሰኔ 2006 ዓ/ም/ግ (18/06/2014 ዓ/ፈ)

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • johnny June 23, 2014

    I am from adengefom.my heart goes out for all the families.i hope and pray for whole family.his brother has done a lot to my cousin when he passed away in Jeddah so in a small way would like to thank him in this sad time.

  • Zeru June 23, 2014

    አምላክ አሰማያዊት በቱ ይቀበልካ ሩህሩሕ ገብረዝጊ፣ ንኩሎም ስድራበት ድማ ጽንዓት ይሃብ

  • stefanose M. July 18, 2014

    ፍቁር ንኡስ ሓወይ ገብረዝ ወልዱ ፡ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ ሰሚዔ ሓዚነ።
    ንኣኻ መንገስተሰማይ ንደቅኻ ባዓልቲ ቤትካን ኣሕዋትካን ካኣ ጽንዓት ይሃብኩም።

POST A COMMENT