Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

. . . . ይኣክል !!!

ይኣክል ጥፍኣት ይኣክል ሞት ቀለብ ዓሳ ኮይኖም መሳኪን ዕሸላት ክብዶም ብጥሙዩ ተፋንዮም ውጹዓት ከብዶም ተሐቑኑ ኣቦታት ኣደታት [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Kedija_poem.pdf"]

ይኣክል ጥፍኣት ይኣክል ሞት

ቀለብ ዓሳ ኮይኖም መሳኪን ዕሸላት

ክብዶም ብጥሙዩ ተፋንዮም ውጹዓት

ከብዶም ተሐቑኑ ኣቦታት ኣደታት

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Meretse Asmelash October 5, 2013

    ከድጃ ሓፍተይ
    ካብ ዝወረደካስ ተቀበሎ ዝበሃሎ ሰዓት ሓሊፉ እዩ፡
    ሰእን ኣያ! ሰኣን በዓል ሓሞት ዝብሃሎ ግዜ ኣብቂዑ እዩ። ድሕሪ ደጊም ክሳብ እታ ናይ መጨረሽታ መዓልቲ ዓይንና ካብ ምንዛዕ እግርና ካብ ምምራሽ ኣይከቛርጻን እየን። እሃ ሎሚ ወደይ ጓለይ ኢለን ዝሕንዝሕ እትነብዕ ሓንቲ ኣደ ኤረታራ እያ። ነዚኣ ረጊጹ ዝከይድ ኣደ የብለይን፡ ኣደ ኣይነበረትንን ይቀሎ።
    ከጃ ሓፍተይ ሕጂ ብዙሕን ውሕዱን እንዛረበሉ ዕለት ከምዘይኮነ እዃ እንተፈለጥኩ ንእንዳ ሰምዑ ዘጽቀጡ ጸዋዒት ከተቕርቢ ስለዝሰማዕኩስ ከይትድክምኒ ፈሪሐ፡

    ዓለም ክትስእ ንሶም ዝድቅሱ
    ኣበይ ከርክብሉ ክብሉ ንሳ-ንሱ
    ብሕማም ዝተበልዑ ኣብ ዓዲ ጥዕና
    ይነድቑ ይህልዉ ዝፈረሰ ዃና
    ባና…ማና…ፋና…ሃና…
    እንታይ ከይከፍእ እንተተረፉና

POST A COMMENT