Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደሃይ ካብ ኤርትራ – ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ ኣዝዩ ገኒኑ

ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት አዝዩ ሓያል ዝኸነ ስርቅን ክትራንን ምዕማጽ ደቂ አንስትዮን አብዚ እዋን አብ ዝኸፍኣ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ካብተን አዚዩ ስርቅን ክትራንን ዓመጽን ብሰፊሑ ዝርኣየለን ዘለዋ ከተማታት አስመራ፡ ከረን፡

ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ
አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት አዝዩ ሓያል ዝኸነ ስርቅን ክትራንን ምዕማጽ ደቂ አንስትዮን አብዚ እዋን አብ ዝኸፍኣ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ካብተን አዚዩ ስርቅን ክትራንን ዓመጽን ብሰፊሑ ዝርኣየለን ዘለዋ ከተማታት አስመራ፡ ከረን፡ ባጽዕ፤ ዓዲ ቐይሕ፡ መንደፈራ፤ ተሰነይ ባረንቱን ይረከብኦ።
አብዚ ሕጂ እዋን አብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ካብ ድሕሪ ሰዓት ሸውዓተ ናይ ምሸት ምንቅስቓስ አብዘይክኣለሉ ደረጃ ተበጺሑ አሎ። እዚ ድማ ብሰንኪ ክትራንን ስርቅን ዓመጽን ሰባት ገዛውቶም ዓጻጽዮም ኮፍ ክብሉ ተገዲዶም አለው። ክንዮ እዚውን ብለይቲ ድማ ሰረቕቲ ከይኣትውዎም ብስግኣትን ብፍርሕን ይነብሩ አለው። ነዚ አመልኪቱ ብዕለት22.06.2014 አብ ዝተገብረ ህዝባዊ አኺባ ፤ ህዝቢ ንጉዳይ ክትራንን ስርቅን ዓመጽን አመልኪቱ ዘለዎ መረረ አቕሪቡ። ኣብቲ አኺባ ዝነበረ ሓላፊ ፖሊስ አብርሃለይ ሃብቲ (ወዲ ሃብተንሕና እቲ ስርቅን ክትራንን ብሰፊሕ ከምዘሎ ንፈልጥን ንሓለፍትና ድማ ነዚ ጉዳይ የሕሊፍናዮ ኢና። በወገና ግን ሓይሊ ሰብን መሳለጥያን ስለዘየብልና ክንገብሩ ንኽእል ነገር የለን። እቲ አብዛ ከተማ መብራህቲ ብዘይምህላው ድማ ነቲ ጉዳይ ኣሻዲንዎ አሉ ክብል ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ዘዕጠቐኩም ብረት ንነብስኹም ንምክልኻል ስለዝኸነ ነብሱኹም ተኽላኸሉ ጥራሕ ኢየ ክብል ዝኽእል። ነቶም ሰረቕቲ ናባና ሒዝኩም እንተምጺኹምልና ግን ብወገና ንሕስያ አይንገድፈሎምን ኢና ኢሉ። እቶም ተሳተፍቲ በቲ ዝተወብሃ መግለጺ ዘይዕግበቶም ገሊጾም። ገለ ተሳተፍቲውን ነቲ ዘሎ ኩነታት ምስቲ አብ ግዜ ደርጊ ዝነበረ ኩነታት ብምንጽጻር አብ ዝኸፍኣ ኩነታት ከምዘለው ብኣብነታት ብምጥቃስ ቁጥዕኦም ገሊጾም። ገለውን እቲ ስርቅን ክትራንን ደቂ አንስትዮ ምዕማጽ በቲ አብቲ ከባቢ ዓሪዱ ዘሎ ሰራዊት ኢዩ ዝፍጸም ዘሎ፤ ካብዚ ከባቢ ዘይተርሑቑልና ክብሉ ተሰሚዖም። እቶም አብቲ ከባቢ ዝርከቡ ሰራዊት እኹል ደሞዝ ስለዘየብሎምን ካብ መንግስቲ ዝወሃብ ደገፍ ንስድራቤቶም ስለዘየብሎም አብ ስርቅን ዓመጽን ኢዮም ተዋፊሮም ዘለው ዝብል ምዕዝምዛም ናይ ህዝቢ አብቲ ከባቢ አሎ። አመሓዳሪ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ግን እዚ ትብለዎ ዘለኹም ብመርትዖ አቕርቡልና ክብል ብናህሪ ድሕሪ ምምላሱ ሓደ አቦ ንስኻ እምበር ከምዘየለ ብመርትዖ አቕርበልና ፤ ንሕና ድኣ ከምዘሎ ንሕብረካ አለና በልዎ። አዛዚ ፖሊስ ዝኣክል ሓላፊ ዋላሓደ ክንገብር ኣይንኽእልን ኢና እናበለና ካብዚ ድኣ ደጊም እንታይ ክንጽበ ንኽእል ክብሉ መረርኦም ገሊጾም። ። አዛዚ ፖሊስ ከምዘሎ እናአመነ ንስኻ የለን ትብለና። አንስቲ ከእዋያ ዝሓድራ ዘለዋ እንታይ ኮይነን እየነ ዘየትብል ከብሉ ደርጉሑሉ።
ብተመሳሳሊ ኩነታት አብ ኩሉ ከተማታት ስርቅን ክትራንን ፤ ነቲ ህይወት ተራ ዜጋታት ሓላሊኽዎ ስለ ዘሎ መረረ ህዝቢ አብ ጠርዚ በጺሑ ይርከብ። ስርዓት ኢሳያስ ማሕበራውን ቁጠባውን ህይወት ሃገር አብ ምዝራግን ሰባት ብሰላም መነባብርኦም ከይመርሑ አብ ምግባር ተዋፊሩ አሎ። ካብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ ኣቢሉ አብ ከባቢ ከረንን ባረንቱን ዝርከብ ሰራዊት ድሕሪ ሰዓት ሽዱሽተ ካብ ምዓሰከራት ንኸይወጽእ ከምዝተ ኣገደ ዝፍለጥ ኢዩ። እዚ ዝኸነሉ ምኽንያት ድማ ድሕሪ ሓየለ ዱካናት ተሰሪቑ እናሓደረን፡ ስርቂ ኣብታ ከተማ ገኒኑ ምርኣዩን ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • Morosso July 1, 2014

    Bahta kebti
    am sure you are not eritrean.have you visited eritrea I guess not you are “Testa Di Galina” so stop your idiotic comment and get a life, by the way how is your Father “Terserawit” did your mom tell who your father is I guess he will not know exact choose one Ghetache,Zenebe, tilahun,Bekele and ayte goriba,am sure Bekele is your’s but he died in Nadow army, you may find his body in Nakfa desert.ok do hiray do.

  • MightyEmbasoyra July 1, 2014

    If they get the green light to defend themselves, they should. Unless, they know that they will charge them later.

  • ኣርዓዶም ውፉይ July 1, 2014

    ኣብ ኢድ ሽፍታ ዝወደቐት ሃገር ንሱ ኢዩ ትርፉ፡ ድሓር ድማ ወትሃደራት ዝበልዕዎ ምስ ስኣኑን ዘለዎም ምስ በተኹን እንታይ ክገብሩ ትጽበዮም፣ ብዘይካ ቐቲልካን ዘሚትካን ምብላዕ። ይኹን ግን ተወሳኺ ሓንጋዳት ደምሒት ስለዘለውና እቶም ካብ ኣፍ ኣረገውትን ኣንስትን መንጢሎም ዝወስዱ ንሶም ጥራይ ኢዮም። ወትሃደራት ኤርትራ ኣይገብርዎን ኢዮም። እዞም ዘጣፍ ኡን ዝዝርፉን ደልው፡ ብዘይካ ደምሒት ኢትዮጵያውያን ካልእ ይኹኑ ኢዮም ዝብል ግምት የብለይን። ምኽንያቱ ንሶም ኣብ ኩሉ ከተማታት ኤርትራ ኢዮም ሒዞሞ ዘለው። እቶም ናትና መሳኺን ኢዮም። ደምሒት እዞም ሰረቕትን ዓመጽትን ሃገርና መዓንደሪኦም ገይሮማ ከም ዘለው ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ይግባእ።
    ድሓን ክወግሕ ኢዩ፣
    ዓወትና ብሓድነትና
    ሓድነትና ዓወትና ኢዩ !
    ብሓድነትና ክንዕወት ኢና።

  • "Ghebsi July 1, 2014

    the of the mafia is giving them order from massawa. he is the judge, the police,the president etc…

  • Morosso July 2, 2014

    Bahta kunchi ?ባህታ፤ቑንጪ፤
    this is from your Master(God) wedi medhn “hadas eritra)>>>>>>ሚኒስትሪ መጎዓዝያን መራኸቢታትን
    ብዘውጽኣለን ሓድሽ መምርሒ
    መሰረት እንዳ ኢንተርነት ካፈ ወሰኽ
    ናይ ዋጋ (ክፍሊት) ገይረን ኣለዋ። እዚ
    ድማ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ንሓደ ሰዓት
    10 ናቕፋ ዘኽፍላ ዝነበራ 20 ናቕፋ
    ንተጠቃሚ ከኽፍላ ዝወጸ ሓበሬታ
    እዩ። ኩለን እኳ እንተዘይተባህለ
    ውሑዳት ዘይኮና ጀነሬተር ብምጥቃም
    ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከባ ኣለዋ።
    ተበግሶአን ዝጽላእ’ኳ እንተኾነ ኣብ
    ገለ ንጣራት እንዳ ኢንተርነት ካፈ
    ቅሬታ ከይሃለወና ኣይተረፈን ዘሎ።
    እቲ ሓንቲ ከይተጠቐምካ ኣብ ሰዓት
    30 ናቕፋ ዘኽፍላኻ ብፍላይ ንተማሃሮ
    ቆጭቆጭ እዩ ዘብለና ዘሎ። ምስቲ
    ተማሃሮ ምዃንናን ስራሕን ኣታውን
    ዘይብልና ምዃንናን እቲ ዋጋ ኣዝዩ
    እዩ ዝውጽዓና ዘሎ።
    ልክዕ እዩ እቶም ካርታ ክጻወቱ፣
    ፊልምታት ክርእዩ፣ ሙዚቃ ክሰምዑ
    ኮታ ሓንጎሎም ከሐድሱ ዝኣትዉ
    እቲ ክፍሊት ዘይክፍለጦም ይኽእል
    ይኸውን። ኣነ ብወገነይ ካብ ወለደይ
    ገንዘብ ሓቲተ ሓበሬታ ክምእርርፍልጠት ክድልብን እየ እንዳ ኢንተርነት
    ካፈ ዝኣቱ።
    ልክዕ እዩ ኣብዚ ትካላት እንዳ
    ኢንተርነት ካፈ ዝተፈላለየ ምኽንያት
    ከቕርባ ይኽእላ ይኾና። እንተኾነ
    ምስቲ ዘሎ ኣዝዩ ዝሑል “ኮነክሽን”
    ንሓንቲ መርበብ ሓበሬታ ክትከፍት
    ከባቢ 5-10 ደቒቕ ዝኸውን ግዜ አረ
    እንሓንሳእሲ ልዕሊኡ፣ ካብ ኢንተርነት
    ምምላእ (ዳውን ሎድ) ምግባር ፈጺሙ
    ዘይሕሰብ ኮይኑ ንረኽቦ ኣሎና። ዋላ
    ኣብቲ ኣዝዩ ውሑድ ዓቐን ዘለዎ ከም
    መጻሕፍቲ ዝኣመሰለ ነገራት ብዘይዝኾነ
    ምምሕያሽ ዓይነታዊ ለውጢ ከይገበርካ
    ናይ ጀነሬተር እናበልካ ዝያዳ ምኽፋል
    ምውሓጥ ይኣብየናን ጸላዕላዕ ይብለናን
    ኣሎ።
    እሞ ኸ ደኣ ብዛዕባ እዚ ሰብ
    ከከይተጠቕመ ዝምልጠጦ ዘሎን
    ዋጋ ናይ ጀነሬተር እናበልካ ዝካየድ
    ዘሎን ምዝመዛ ሚኒስትሪ መጎዓዝያን
    መራኸቢታትን እንታይ ፍታሕ ክህበሉ

  • Morosso July 2, 2014

    Bahta kunchi ባህታ ቑንጪ
    Read the above what your master from tenben like you news paper NO ELECTRIC IN CAPITAL CITY, WHAT MORE DO YOU WANT USING GENERATOR IN THE MIDDLE OF THE CITY, GET A LIFE.

  • Semhar July 5, 2014

    What can you expect from a lawless society.
    Their leader is
    #1 in theft,
    #1 in lying,
    #1 in corruption,
    #1 deception,
    #1 killing decent people.

  • Teshome July 8, 2014

    Emo eti zetewahbom Mesari Teras diyom Kgbrewo Net gebengna zebehal hizom Zeyekrebewo tezey koynu Net meheelewi nebsom zetewhabom Temnga Seli Ysealulu enber Police si haku iyu melesulom Politicsan Serkin ke intay arakebo Aye asena Chenewti Demoze selezeyblom Halewti Wesensi Keserkun Keemesun Aykelu iyom Zeshimom Aytehabewom

  • አሕመድ ዓብደላ July 16, 2014

    እቲ ስርዓት ሃገር ስርዓት አልቦ ገይርዋ አሎ ፥እዚ ድማ ኮነ ኢሉ ዝገብሮ ዘሎ ስለዝኮነ ስርሑ ይሰርሕ አሎ ኢልና እንተገለጽናዮ ይቀልል ንምግላጾ ካአ ይጥዕም፡እቶም ብሃገርን ህዝብን ለይትን ማዓልትን ክንዛረብን ክንሰርሕን ንውዕል ዘለና እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና፡ኢሰያስ ንህግደፍ ከፍርሰልና ዲና ንጽበ ዘለና ወይሰ ህግደፍ ንኢሰያስ ክአልየልና ኢና ንጽበ ዘለና፡ዝተበተነ ስርዓት ክነፍርስ ዘይንክእል እንተኮይና ብላሻት ኢና፡ሃገር ከይፈረሰት ህዝቢ ከይተበተነ ነርክብ ፡ዘለናዮ ግዜ ፦ግዜ አፈርክቡ እዩ ደቂ ኤረ ፡ከምቶም ዝሐለፎ አቦታትናን አያታትናን ዋልት ንኩ ዋልታ ሃገርን ህዝብን፡፡