Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ምንዳፍን ምጽዳቕን ቅዋም ኤርትራ – ቅዋም ኤርትራ ናይ ህዝቢ’ምበር ናይ ኢሳያስ ኣይኮነን፡ ንሕና’ውን ንወንኖ

መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ'ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ'ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ

መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ’ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ’ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ እኹል ክኸውን ከምዘይክእል ብሩህ ኢዩ። ነብሲ ወከፍ ውድብ፣ጉጅለ፣ውልቀስብ. . . . ወዘተ ዓሚቕ ገምጋም ናይ ሕሉፍ ቃልሱ ከካይድን ኣብ ኣረዳድኣን ኣናብባን ናይ ቀረባን ርሑቕን ናይ ቃልሲ ጉዕዞና ክቕየር እንተዘይክኢሉ ብኩነታትን ብግዜን ተቐዲምና ኣብ ደውታ ክነብር ንግደድ ምኳና ምርዳእ የድሊ። እዛ ጽሕፍቲ’ዚኣ ብዝርዝር ከቕርባ ዝተገደድኩሉ ምኽንያት ድማ እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከም ሰነድ መጠን ናይ ሓባር ቃልሲ ከነካይድ ከም መበገሲ ክጠቅም ይኽእል ኢዩ ኢለ ስለዝኣምን ናይ ዘተ ባይታ ከፊትና ኣዎንታውን ኣሉታውን መዳያቱ መሚና ክንሪኦ ብማለት ምዃኑ የዘኻኽር።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT