Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ገለ መዓቀኒታት ምስ ክልተ ነገራት !! – ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/Strategy-Adi.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • Dante.C August 2, 2015

    The only way Eritrea could have attained democracy was by having a democratic Ethiopia.
    Similarly, the only way Eritrea could have had a federal arrangement is by having it implemented through Ethiopia.

  • nationalist eritrean August 2, 2015

    ክቡር ሕሩይ ተድላ
    ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ፣

    ብዛዕባ ውድብካ (ፓርትኻ)ብዙሕ ኣፍልጦ የብለይን።ውሑድ ጊዜ ክትዛረብ ሰሚዔካ ኣለኹ ። እሩም ዘረባ እዩ።ስልጣን ምድላይ ሓላፍነት እምበር ሓጥያት ኣይኮነን።ኣግሂድካ ደላይ ሓላፍነት ምዃንካን ንምንታይ ካብ ካልኦት ዝሓሸ ተሞክሮን ፍረን ከም ዘለካ ገሊጽካ።እቶም ንሽግርና መፍትሕካ ድማ ኣብ ህሉዊ ኩነታት እምበር ኣብ ማርስን ጁፒተርን ዝተመርኮሱ ሕቡእ ኣጀንዳ ዘለዎም መዔሸው ደርሁ ስለ ዘይኮነ ምስጋናይ ይብጻሕካ።እዚ ማለት ሓጽየካ ወይ ንዓኻን ንፓርትኻን ሬክላም ይገብር ኣለኹ ማለት ኣይኮነን።እቲ ኣግሂድካ ምምጻእካ ግን ሓድሽ ኣየር እዩ። ኣጸቢቕና ክንምርምረካ ንምዃንና ኣይትረስዕ። ምሁራት ዓዲ የልምዑ, ምሁራት እውን ሃገር የጥፍኡን ብጸቢብ ኣውራጃዊ ስምዒት ናይ ምሁር መሃይማን ኮይኖም ይጽይቑን። ንኣብነት እቶም ሽበራ/terrorism ብምፍጣር ኒውዮርክ ቶወር ዘዕነዉን ህዝቢ ዝቐተሉን ኢንጂነራትን ዶካትርን እዮም እምበር እቲ ስሓብ ገመል ዓረብሲ ኣብ ዓዱ ብሰላም ክነብር ይደሊ።ኣይ ሲ ስ/ISIS ምሁራት ዓዲ እንግሊዝ እያ መሊኣ።ስለዚ ነቶም ምሁራት ኢና እሞ ንዓና ስምዑ ዝብሉ ዜና ኣለኒ።ናይ ማይክሮ ሶፍት ወናኒ ቢል ጌትስ ምሁር ኣይነበረን።እቶም ባይቶ ዓዲ ብሰላም ዘካየዱ ኣቦታትና ምሁራት ኣይነበሩን።መንፈስ ምፍልላይ ኣምጺኦም ናብ ውግእ ሓድሕድ ዝመልሱና ምሁራት ይትረፉና፣ ልቦም ኣንጺሆም ክሳዕ ዝመጹ።ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ድኣ ጸገም እዩ ምግዳፉ እምበር !!

    I WISH SOME GROUPS COME OUT OF THE CLOSET AND IDENTIFY THEMSELVES AS A REGIONAL /KILIL PARTY ,I WOULD HAVE RESPECT FOR THEM AND EVEN AGITATE THAT THEY BE HEARD.

  • A H August 2, 2015

    መርሓባ መቓልስቲ፡ ሕሩይ ትድላ ባይሩ፡-

    ምስ መብዛሕትኡ ገለጻኻ እሰማማዕ’ጛ ተኾንኩ፡ ገለ ገሊኡ ግን ቦኽሪ እዝነይ’ዩ። ንኹሉ ኣብ ሓደ ወጊነ ግን፡ ብዛዕባ ህቡብ ዝበልካዮ (ውዕዉዕ ማለተይ)ምንቅስቓስ ኣተጚርና እቲ ዝግብኦም መበራትዒ መሳርያ እንተ ነዕትሮም፡ ቃልስና ምገስገሰ፡ መንእሰያትና ኣብ ግንባር መተሰርዑ፡ ንሕና ዓበይቲ ዕዲውን ኣብቲ ዝግባኣና ደረጃ መተሰራዕና’ሞ ምኽርናውን ክስማዕ ዕድል ኣይምተነፍጎን በሃላይ እየ።
    ሎሚ ግን ሓደ እግርና ኣብ ጉድጛድ እናምርሔ፡ ከም ሓደግትን ገበርትን ኣሽረፍትን(ብኽልትኣዊ ትርጉማን) ክንከውን፡ ከም ዝበልካዮ ፖለቲካ ኣናጹ ከይኮነ ኣይተረፈን። ንነገር ከነሸራርፍ እንተወዓልናስ ንጉዳይና ዝሃነጽና ኮይኑ ዝስማዕና ተኾይኑ፡ ገና ካብ ምሽርራፍ ኣይተኣለናን፡ ንሱ ተኾይኑ ውዕለትና፡ ከም ሓደ ኣቦና ዝበሎ፡ እዘን ቖልዑት ባልዕ ጌረን፡ እነሆ’ቲ ባልዕ ናባና ልሒሙ፡ ስዒቡ ዝመጽእ እሳተ ጎመራ ንኹልና ብዘይ ንሕስያ ዝልብልብ ከይከውን የሰክፈኒዩ፡ ንሱውን ኣብ ደወልካ(ቃጭልካ) ገሊጽካዮ ዘለኻ ኮይኑ ይስማዓኒ። ኣምላኽ ወይ ረቢ የድሕን’ዶ ክብል ወይ ቅልጽም ደቂ ዓዲ ይሓንሕን ክብል፡ ነገሩ ምርዳእ ኣብዩኒ’ሎ መቓልስቲ፡፡ በጃኻ’ባ ንዓ መፍትሕ ወይ መፋትሒ (Remedy or Divorce)ወስ በል።
    ብጻይካ ነበር

  • YERHWO August 2, 2015

    Kubur Dr, HURUI!

    WE KNOW ,YOURSELF AND MANY ERITREANS LIKE YOU ARE FIRST CLASS INTELLECTUALS. MANY OF YOU HAVE BEEN AT THE CENTRE OF ERITREAN POLITICS FOR ALMOST HALF A CENTURY- MIND YOU THIS IS 2015. YET, YOU WERE OUTSMARTED BY THE ‘SKUNISES AND AND ‘GUASOT’ AT EVERY JUNCTURE OF OUR STRUGGLE FOR INDEPENDENCE AND INDEPENDENT ERITREA -AND HERE WE ARE IN AN ERITREA THAT IS VOMITING ITS OWN YOUTH!

    IF YOU REALLY CARE,PLEASE, ADMIT FAILURE AND SHARE YOUR EXPERIENCES WITH THE YOUNG GENERATION SO THAT THEY AVOID MAKING THE SAME MISTAKE FOR THE NEXT 50 YEARS.

    RESPECTFULLY.

  • Wed I Sebera August 3, 2015

    Can I say some comments have been deleted. If so this will be weired.

  • Wedi Sebera August 3, 2015

    Is Mr. Huruy advocating to be the next “Big Brother?”

  • Aman August 4, 2015

    wedi sebera thinking back counting chickens before being hatched!!!?

  • Wedi Sebera August 5, 2015

    I am kind of becoming suspicious of the comment box. I have seen many comments, especially those criticize Mr Huruy have been deleted repeatedly. This is so unusual. I would love to hear from Assenna about this issue.

  • weremhret August 9, 2015

    This man can still play a role in saving the “wounded nation”. Ye’znti zelow yi’smae aeynti zelowo yre: Meriet nay adi Eu.

    Amen

POST A COMMENT