Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሩ።

ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ‘ውን እቶም ምንጭታት ኣሚቶም። ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል፡ ኣብ ገድሊ ሓደ ካብቶም

ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእሰርቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ‘ውን እቶም ምንጭታት ኣሚቶም።
ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ቶቲል፡ ኣብ ገድሊ ሓደ ካብቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ፡ ብ 1987 ‘ዩ ኣብቲ፡ “ ሓድነታዊ ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ጉባኤ ህዝባዊ ግንባር፡ ምስቲ ብሳግም ዝጽዋዕ ዝነበረ ንሜዳ ዝኣተወ ውድብ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተጸንቢሩ ቃልሱ ንናጽነት ቀጺሉ።

ድሕሪ ናጽነት ሓላፊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኮይኑ ተመዚዙ ኳ እንተነበረ፡ ንሓያለ ዓመታት ብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ደስኪሉ ተመክሮኡን ፍልጠቱን ክባኽን ከምዝጸንሐ ይፈልጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
25 COMMENTS
  • redae March 16, 2014

    why not isayas had or has allways use them and throw or kill them principl and still he will do it until someone kill him or run away from eritrea.

POST A COMMENT