Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጥጅእ እንክኹላዕ፡

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጥጅእ-እንክኹላዕ፡.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • THE NOBLE TEACHER March 23, 2015

    እዛ እዚ ደራሲ ናይዛ ጽሑፍ ዝበላ ስለ ዝበልኩ እዩ ርእይቶይ ዝድምሰስ ዘሎ ፧ ኤርትራ ኣብቲ equation የላን ካብ ዝብል ዓመታት ሓሊፉኒ።እቲ ዘየድሊ ዝመበረ ቃልሲ ካብ ዓረባዊነት ናብ ኣቢሲንያዊ ተቐይሩ ፣ናይ ባባ ኢሳያስ ተልእኾ ይኹን እምንቶ እዚ እዩ ኢለ፣ሚልዮን ሳዕ።እቲ ኣጀንዳ ይፍጸም ኣሎ።እታ ብቐደሙ እውን ክት ህሉ ዘይነበራ ሃገር ሕጂ እውን ትቕጻዕ እያ ዘላ፣ከመይ ጌሮም እዮም ኢትዮጵያ (ወያነ)ብዓል ካናዳ ዘለውዎ ቦታ ዝወቕዑ፣ መንዩ እታ ቀጠልያ መብራህቲ ሂቡ።ብሓቂ ኢትዮጵያ ኸ ንብዓል ካናዳ ኣጕህዮም ይነብሩዶ፧ ንካናዳን ኣውስትራልያን ኣጕሂኻ ማለት ንኣሜሪካ እውን ኣጕሂኻያ ማለት እኮ እዩ።ኣይተ ጎደፋ ካብ ሓቂ ብዙሕ ኣይርሓቑይ

POST A COMMENT