Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸሊም ታሪኽ

ዞማይ'ዩ።  ስነ ጥበበኛ። ክንጸዋዋዕ ኮለና ብዞማይ ኢና ንጸዋዋዕ። ምስ በዓልቲበተይ ደቂ ሓወቦታት ክነሶም ከምዛ ሓደ ጡብ ጠብዮም ድዓበዩ እዮም ዝመስሉ።  ሓደ ጡብ ጠብዮም ዝዓበዩ' ኳ ክናቆቱ ይውዕሉ ኣለዉ፡ ናቶም 'ሲ ፍሉይ እዩ።  ንሱ ብኣካሂድኡ ህድኡ፡

ዞማይ’ዩ።  ስነ ጥበበኛ። ክንጸዋዋዕ ኮለና ብዞማይ ኢና ንጸዋዋዕ። ምስ በዓልቲበተይ ደቂ ሓወቦታት ክነሶም ከምዛ ሓደ ጡብ ጠብዮም ድዓበዩ እዮም ዝመስሉ።  ሓደ ጡብ ጠብዮም ዝዓበዩ’ ኳ ክናቆቱ ይውዕሉ ኣለዉ፡ ናቶም ‘ሲ ፍሉይ እዩ።  ንሱ ብኣካሂድኡ ህድኡ፡ ብኣዘራርብኡ እርኑብ፡ ብባህሪኡ ትዕግስተኛ፡ ፈታው ሰብ፡ ፈታው ጽቡቅን ትሑትን እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Stefanos Temolso January 16, 2015

    ጌጋ ይኽልኣለይምበር እዛ ጽሕፍቲ ናይ ሳንዲያጎ እያ ትመስል። ግን ከኣ ሳንዲያጎ ኣብ ኣምሰራ ኮፍ ኢሉ ናብ ኣሰና ይጽሕፍዶ ትብሉዎ? ብዝኾነ ወላ ብስም ካልእ እንተ ጸሓፈልና ኣይምጸላእናን እዞም ርጕማት ከይግጥሙዎ ጥራይምበር። ኣብ ኣጸሓሕፋ ናይ ቃላት ጌጋን ናብ ኣምሃርኛ ዝኸይድ ዘይቤ ሸለል ኢልካን ግሩም ጽሑፍ እዩ።

    • DEBRE January 16, 2015

      I thank for your comment, Stefanos. I will try my best on choosing correct Tigrigna words and eliminate the Amharic writing style. But this is not Sandiago’s script. He is not Amche.

    • ኣርዓዶም January 16, 2015

      ስቲፋኖስ
      ህግደፍ ብቤላ ቤሎ ከም ዝኣስሩ ዳኣ ነጊርካኖ ዶ ኣይነበርካን፡ ነዚ ወዲ፡ ኣብ ሓደጋ ከተእትዎስ ከይተፈለጠካ ህግደፍ ሲ ኣይ ኤ ተቐይርካ !

  • Simon G. January 16, 2015

    Good news, ወዲ ሊቀ ከሪቡ! One criminal down. Next????

POST A COMMENT