Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸብጻብ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡Human Rights Watch፡ ብዛዕባ ኤርትራ

ንዕስራ ዓመታት፡ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣۿወርቂ፡ ነቲ ናይ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ዘይምንባሩ ብምምዝማዝ ገባርን ሓዳግን ንኽኸውን ምኽንያት ኮይንዎ ጸኒሑ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተገብረ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ዋላ’ኳ ነቲ

ንዕስራ ዓመታት፡ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣۿወርቂ፡ ነቲ ናይ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ዘይምንባሩ ብምምዝማዝ ገባርን ሓዳግን ንኽኸውን ምኽንያት ኮይንዎ ጸኒሑ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተገብረ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ዋላ’ኳ ነቲ ናይ ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ተነጽሎ እንተቐየሮ፡ ንሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ከም’ቲ ተስ܂ ተነቢሩሉ ዝነበረ ኣብ ክንዲ ኣወንታዊ መቐይሮ ምግባር ናብ ሓደ ናይ ዓለም ዕሉላት ጬቆንቲ ዝኾና ሃገራት ዘዚዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT