Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸብጻብ ናይ ጓል መገዲን ህውተታን ዝመልኦ ኮንፈረንስ መንእሰያት ህግደፍ ብሪጣንያ (YPFDJ)

'ሕድሪ ስዉኣት ንልምዓት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዲዩ -- ናብ ሃገሮምን ህዝቦምን ወዲቚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ኩሉ ዓይነታዊ ጸገም ዝላገጹ ሰብ ሕመቕ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ትማሊ ቀዳም 07/10/2017 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ተኣኪቦም ዉዒሎም። እዚ ዋዕላ

‘ሕድሪ ስዉኣት ንልምዓት’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዲዩ — ናብ ሃገሮምን ህዝቦምን ወዲቚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ኩሉ ዓይነታዊ ጸገም ዝላገጹ ሰብ ሕመቕ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ትማሊ ቀዳም 07/10/2017 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ተኣኪቦም ዉዒሎም። እዚ ዋዕላ ብቐንዱ ነቲ ኣብ ሆላንድ ክካየድ-ዝተሓስበ ዋዕላ መንእሰያት-ህግደፍ 2017 እሞ ብድሕሪ ብኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዘጋጠሞ ተቓውሞ ምስራዙ ሞራል አባላት መንእሰያት ህግደፍ ብሪጣንያ (YPFDJ) ንምሕያል ዝዓለመ እኳ እንተኾነ ሕጂ ግን “ዓመታዊ ገምጋም መንእሰያት ህግደፍን ዘተ ኤርትራውያን ተቐማጦ ብሪጣንያ” ዝብል ዕባራ ምኽኒት ተጠቒሞም ኢዮም ጸዊዖሞ። እዚ ኣብ ኣወዳድባን ምውህሃድን ዝተኸተልዎ ኣገባብን ሜላን ከኣ መርኣያ ነቲ ብርዱእ ምኽንያት ቁጽሩ ዘንቆልቁል ዘሎ ብዝሒ ኣባልነትን ተሳታፍነትን መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ክብ ንምባል ብዘይካ መንእሰያት– “ዘተ ኤርትራውያን ተቐማጦ ብሪጣንያ” እንኮላይ ዝብል ሓረግ ወሲኾም ሓለፍቲ ሃገራዊ ሽማግለ በዓላት፣ ውዳቤታት ህግደፍ፣ ናይ ብሑሶት ማሕበረ-ሰባት፣ ብስም ሃማደኤን ገለ ግዳም ሓደር በጋሚንዶታትን ተቓሞርትን ሓዊስካ ብደረጃ ብሪጣንያ ብጥቡቕ ሚስጢር ኢዩ ክካየድ ተፈቲኑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Aman Leeds October 11, 2017

    Nice report, it is always pleasure to hear from you brother Breket (The lion of Sheffield).

  • Hamasienay October 12, 2017

    Here are Eritreans who would love to see young Eritreans imprisoned, killed, uneducated, suffer, tortured and also make sure that they stay ignorant. Now tell me brother do you call this Eritreans Eritrean? The man in the left Mr. Sied, the consulate Mr. Saleh and the pa pet ambassador do you really love your people oops! wrong question, let me try again do you love your self? are you there for the people? what is the current stat of Eritrea? I think you all are robots and soon you will run out of battery and will end up in prison or out of work. Our time is coming soon!
    May the merciful Alha/God save our people!

Post a Reply to Hamasienay Cancel Reply