Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ጊሰን (ጀርመን)

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/02/Demo-Gießen-web-14022013.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • ISEYAS TELAM February 28, 2013

    congra bro/sis

  • ኣዶናይ February 28, 2013

    ‘ኣነን ሓጺሩኒ እብል ንሱን ተደቢሩ ይስዕስዕ’፤ ዲያ ዝበለት ሰበይቲ፤ ክሳብ ምዓስ ኢኹም ከምዚ ኢልኩም ክትነብሩ፤ ካብ 1981 ጀሚርኩም ኪሳብ ለይቲ ሎሚ ብዘይ ገለ ለውጢ ከምኣ ኢልኩም ኣለኹም፡፡

    • daberns March 1, 2013

      “እዞም ሰባት መን’ዮም?” ዝብል ሕቶ እንተዝቐርብ፣ ብሓቂ መልሲ ኣይረኽበሉን ኣነ።
      መንነቶም ዘይተረጋገጸ ሰባት ተኣኻኺቦም፣ ኣንጻር ህግደፍ ስለ ዝጨርሑ፣ ኤርትራውያን ኣየብሎምን።
      ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ብሓድነት ሰሚሩ፣ ናይ ሓቂ ነባሪ ሰላምን ፍትሕን ዝቃልስ ዜጋን ፖለቲካዊ ስርዓትን እምበር፣ ንውልቃዊ ረብሓን ዘይወጽኣሉ ዝኣጎለ ቁስሊ መራገፊ ዝደለየ ዛህላይ-ማህላይን ኣይኮነን ዘድሊያ።
      ኪሰሓት ዘይብሉ፣ ካብዞም ኣብ ጊሰን ሰለማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ሰባት፣ ብዙሓት ኤርትራውያን ዘይኮኑ፣ ናይ ሃገረ ጀርመን መንበሪ ወረቐት ንኪረኽቡ ምስ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዝሓበሩን ከም ዘለዉዎም ዘይምዝንጋዕ።
      እቲ ዘሕዝን ግን፣ እተን ተቓወምቲ ሰልፍታት ኤርትራ ኢና ዝብላ ትካላት፣ ነዚ ነገር እናፈለጣ ኣባልነት ከምዝህብኦምን እዩ። እንታይ ዓይነት ሰልፍታት ኪበሃላ ይኽእላ እዚኣተን?

      • Hag pag March 1, 2013

        kubur dadem.niskha men-mukhanka zei-feletka nai kaluot kitfeliit aikealin iyu.nimukanu.nisikha men-ika?

  • ኣዶናይ February 28, 2013

    እወ ለውጢ ንደሊ ኢና፡ ግን ብኸመይ፤
    ብኣውራጃ፡ ቀቢላ፡ ብዓለት፤ ብሃይማኖት ዘይ ኮነስ….. ብልዝብ፡ ብፖለቲካ፣ ብምክብባርን ንሃገርካን ንልኣለውንታን ምቅላስን ምሕላውን፡ ንመሰል ካልኦት ብምሕላውን ምኽባርን ድኣ ክኾውን ኣለዎ እምበር፡ ንካልኦት ብምዝላፍን፡ ምፍርራሕን፡ ብምህራምን፡ ብዘጋታት ታሪኻዊያን ጸላእቲ ህዝቢ አርትራ ዝኾኑ ኣኽቲትካ፡ ንብረት ናይ ህዝቢ ምዝራፍን ምቅጻልን ምዕናውን; ካብ ጠቕሙ ጉድኣቱ ኢዩ ዝዓቢ እሞ ካብ ከምዚ ዕሸላዊ ተግባራት ምቑጣብ የድሊ፡፡

  • Yoni February 28, 2013

    This is good, and we need to make our voice heard in other cities as well.

  • habtom March 1, 2013

    lomi wen kem 21.tiri ab godni wedi Ali get deki Ere.

Post a Reply to daberns Cancel Reply