Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013  ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ

ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር

ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ

ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013  ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ይዕደም!

ዕለት ዓርቢ 24 ግንቦት

ሰዓት 13.00

ቦታ መበገሲ ሰልፊ   ሰንትራል ስተሽን

        Oslo S Jernbanetorget

ሰፊሕ ናይ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን መደብ

ብምኽንያት 24 ግንቦት መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ሰፊሕ ናይ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን መደብ ተዳልዩልኩም ኣሎ

ኣስተምህሮ

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ዕዱማት ኤርትራውያን ምሁራት

መደብ ሙዚቃ

ብዝተፈላለዩ ሙዚቀኛታትን ደረፍትን ዝተወሃሃደ ናይ ምዝንጋዕ ምሸት ምስ ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ካልእ መማቅርትን ተዳልይልኩም ኣሎ

መእተዊ ብነጻ!

ዓርቢ 24 2013   ሰዓት  18 00

ቦታ  Eventshallen Nils Hansens vei 4 Oslo (Bryn)                                        Lokal tog til bryn stasjon – ca 150m                                                        T – bane 1,2,3,4 brynsengstasjon ca 400m                                              Buss 76 Hauketo/ Bøler Tvetenbro stasjon ca 150m

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • gobo May 22, 2013

    I have no Idea why I have to invite to a terrorist demonistration against my Independence day may 24. I Call terrorism or criminals those whose arange this program at that day or workers of the ruling party in Addis-Ababa. Eritrea will win all the odds aganst it. my lovely Erey you some enemies be very carefull.

    Tewelde kab Norway.

POST A COMMENT