Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ዘበን 100 ኤርትራውያን መንእሰያት ስደተኛታት ከስተምህር ምዃኑ ተፈሊጡ።

ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፡ ሎሚ ዘበን፡ ካብቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ዝጸንሑ 100 ኤርትራውያን መንእሰያትከስተምህር ፍቓደኛ ኮይኑ፡ ድሮ ዳርጋ 90 ካብ ሚእቲ ናይቶም ሕጹያት ንምህርቲ ኣብ ምቅርራብ ከምዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT