Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እምቢ ንምልኪ!! (ክፋል 14 ለ) ብ ወልደየሱስ ዓንደማርያም ባይቶ ዓዲ ይመለስ

(ሐ)ግዜያውነትን ኣገዳስነትን ባይቶ ዓድታት  
ሓረስቶትን ገባሮን ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ መፋርቕ ሰብዓታት፡ (ኣብ ሓደ ሓደ ስፍራታት ከኣ ድሕሪኡ’ውን እንተበልኩ) ንዘጋጠሞም ሽግራት ንምፍታሕ፡ ተኻሰስቲ “ዝባን ዳኛ ካብ ድሕረይ ከይትተርፍ፡” ብማለት ሕድ-ሕዶም ተሰራሪዖምን ተኸባቢሮምን ኣብ ባይቶ ይቐርቡ ነይሮም’ዮም። እዚ ባህርያት’ዚ፡ ቀይዲ-በተኽ ዜጋታት ዘይኮኑስ፡ ኣኽበርቲ ሕግን ስነ-ስርዓትን ከምዝነበሩ የርእየና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT