Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

18 ባሕረኛታት ኤርትራ ብሓንቲ ጃልባ ናብ የመን ብምስጋር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

18 ባሕረኛታት ኤርትራ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ብሓንቲ ጃልባ የመን ድሕሪ ምስጋር ኣብ’ታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ በኸምዚ ዝኣመሰለ ጥርኑፍ ኣገባብ ናብ የመን ኮነ ስዑዲ ዓረብ ኢዶም ክህቡ ሎሚ

18 ባሕረኛታት ኤርትራ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ብሓንቲ ጃልባ የመን ድሕሪ ምስጋር ኣብ’ታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ በኸምዚ ዝኣመሰለ ጥርኑፍ ኣገባብ ናብ የመን ኮነ ስዑዲ ዓረብ ኢዶም ክህቡ ሎሚ ናይ መጀመርያ ኣይኮነን።

ብዘይካ ‘ቶም በብወርሑ መሳርዕ ሓይልታት ምክልኻል ራሕሪሖም ናብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘምልጡ ዘለዉ ኣባላት ሓይሊ ምድሪ ኤርትራ፣ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ይኹን ሓይሊ ባሕሪ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ብቐጻሊ ረሕሪሖሞ ይኸዱ ምህላዎም፣ እቲ ስርዓት ካብ መጠን ንላዕሊ ተኣማንነት ስኢኑ ተጸይኑ ከምዘሎ ዘመልክት እዩ።

እቲ ምልካዊ ስርዓት ብኹሉ ተፈንፊኑ ምህላዉ ኣውንታዊ ኳ እንተኾነ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ዓማጺ ስርዓት ሞያዊ ዓቕሚ ሰብ ኤርትራ ተዘቝቑ ናብ ስደት ይበታተን ምህላዉ ግን ንሃገርና ዓቢ ክሳራ እዩ። እዚ ድማ ዕድመ ስልጣን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝነውሐ መጠን ዕንወት ሃገርና ኤርትራ ዝብኣሰ ከምዝኸይድ ዘምልክት እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
49 COMMENTS
  • Dawit Meconen September 12, 2014

    I think we are coming to our sense; a growing number of Eritreans are becoming aware that fleeing Eritreans is not to the advantage of our long term benefit but to the con artist impostor isaias afewerqi and his twin in crime, the villain woyane.

    When the con artist and impostor preempted the implementation of the Constitution by launching war against Ethiopia in 1998;

    Willfully mismanaged the war by denying the veteran competent EPLF Military Generals the right to defend their country;

    Turned around and incarcerated them for their call to investigated the cause and conduct of the war by falsely accusing them of defeatism;

    Placed the young Eritreans in Concentration Camps under the pseudonym of “national service”;

    Picked quarrels with USA,UNSC, Peace Keepers;

    Involved himself with religious extremists in Somalia against the UNSC rules;

    Bankrupted our country’s economy and brought about unbridled joblessness in our country by purposely and systematically preventing foreign and local investments under the guise of self-reliance, self-sufficiency in food production and many other contrived evils, he was priming the country for complete decimation.

    Unfortunately, as he has been actively but systematically annihilating our people and country, many of us have been ululating and sprinkling popcorns to him.

    However, unbeknown to many naïve Eritrean dissidents, especially in the so called EDA camp, he has never been alone in his evil undertaking; the villain woyane and himself, posed as each other’s mortal enemies, have been complementing each other’s role in the destruction of our country.

    There are many examples that can shed ample light to their clandestine collaborations:

    The unprovoked border instigations by woyane which was followed by the con artist’s illegal and unnecessary launching of 1998 war;

    The economic dilapidation, the unbridled joblessness , the build up of Eritrean Youth Concentration Camps etc. as a means of forcing the young to flee their country perpetrated by the impostor, which the evil woyane complemented by opening up UNHCR in the accursed land of tigrai, close to Eritrean border.

    When the Eritrean youths began fleeing the country in droves, the ignoble EDA celebrated; taking the appearance for the whole truth. Little did have any glimpse of the conspiracy of the tegaru underway.

    Genuine Eritreans,

    We, in the Camps of the impostor and woyane, owing to our shallowness and lack of analytic skills, we have failed our people and country by naively playing into the hands of the treacherous tegaru; we have become their cabals. We must end our this disgraceful act, the celebration of the fleeing of our youths. In our writing and radio broadcast, we must work hard to tell the youths that fleeing is cowardly and shameful act, unbecoming an Eritrean.

    • Simon G. September 13, 2014

      Dawit,
      Challenge people like rezen. Your English is excellent but almost no NEW substance.

  • ኣርዓዶም September 13, 2014

    ሓዊ ሓዊ ዝጨኑ ባህረኛ ሃገር ገዲፉ ናብ ካልእ ሃገር ከቝምትስ ሞት ዶ ኣይኮነን !። እንቶም የሕዋተይ እቲ ሞት ንኹሉ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዘይተርፍ ኢዩ። ሃብትን ድኽነትን ሓለፍቲ እዮም። ታሪኽ ግን ከቶ ዝሓልፍ ኣይኮአን ዝጽሕፎ ተዘይስኢኑ። ሕጂ ድማ ስለምንታይ ኢዩ ብረትካ ገዲፍካ ካብ ሕማቕ ናብ ዝሓመቐ ናብራ ምጥማት ? ሽግር ምህላው ትፈልጡ ተሃሊኹም ንሽግር ክትፈትሕሉ ኢዩ እቲ ካላሽናት ተዋሂቡኩም ነሩ መስለኒ። ብጣዕሚ ጌጋ ገይርኩም። እንተ ንሕና እቶም ህግደፍ ዝሰምዓና መሲሉና ኣብ ዓድና ዘይኮነስ ካብ ዓድና ወጺና ዝተቓወምና ግን ገለና ጽቡቕ ገርኩም ንብለኩም ንህሉ፡ ገሌና ከም`ዚ ናተይ ግን ጽቡቕ ኣይገበርኩምን ንብል።
    ምኽንያቱ ንስኻትኩም፡ ከም`ቶም መሲሉና ዝሰራሕናሎም እሞ ወረቐቶም ምስ ረኸቡ ንህግደፍ ከይዶም ገንዘብ ከፊሎም ን ኣስመራ ዝመላለሱ ከም እትመስሉ ንስሕቶ ኣይኮናን። ብዝኾነ ይኹን ግን ሓደ ሓቒ ንኹልና ዝጠምር ኣሎ። ንሱ ድማ ሃገር ሕቖኻ ተሂብካያ ብፍላይ ድማ ከማና ኤርትራውያን፡ ዋላ ንቓወም ኣይንቓወም ፈረ ከምዘይንገብር ኢዩ።
    ሕጂ`ውን ኹልኹም ተቓወምቲ ውድባት ኢና ትብሉ፡ ንዝኮነ ነገር ክትጭብጦ ትደሊ፡ ብፍላይ ድማ ሃገር ክብሃል ከሎ ዓቢ ነገር ኢዩ። ካብ ሃገር ወጺኻ ተቓውሞ ግን ፍጹም ዋላ`ውን ኣብ ታሪኽ ተዓዊቱ ዝብል ነቢብኩም ኣይትፈልጡን። ዋላ እኵ ናይ ሕልና ነገር ኮይኑ ኩፉእ ብምር ኣይኩም ጌጋ ስለ ዝበልኩም ቕሳነት ዝስመዓኩም እንተመሰለ፡ ሃገር ት ኣክል ኣብ ማዕዶ ሰፊርካ እሞ ድማ ብሕሱም ምልካዊ መንግስቲ ትምሓደር ሃገር፡ ሓርነት ወይ ዲሞክራሲ ከምጽእ ምባል፡ ካብ ዕሽነት ሓሊፉ ጽላለ ክብሃል ኢዩ ዝክኣል።

    ኣንታ ውድባት ኢና ድማ ኢልኩም ኣሚናኩም ንዓመታት ምሳኻትኩም ግዜናን ገንዘብናን ኣሕሊፍና ግን ካብ ዘረባ ሓሊፍኩም ዝገበርክሞ ነገር የለን። ሕጂ`ውን እታ ሓንቲ ሕመረት ክትርድ ኡለይ እደሊ፡ ንሳ ድማ ካብ ሃገር ወጺካ ተቓዊምካ ዝልወጥ መንግስቲ ኣብ ታሪኽ ዓለማት ጥራይዘይኮነስ ኣብ ጽሑፍ ቕዱሳት`ውን ፍጹም የለን። እንተ ናታትኩም እብድነት ግን ንዓና ለኪሙ፡ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ፋሕ-ብትን ብምእታው ኣደዳ ስደትን ከርተትን ገይሩና ይርከብ።
    በሉስኪ ኣብ ግብጺ ር ኣዩ፡ እቶም ዝቓወሙ ውሽቲ ከተም ኦምን ሃገርኖም ምብዅን 2 መንግስታቶም ለዊጦሞም፡ ኣብ ሶርያ ርኣዩ፡ ነንዝውክልዎ ውድብ፡ ኣሚኖም ካብ ጥዑም መነባብር ኦም ስዳቤቶምን ንኽስው ኡን ክመቱን ኢሎም ካብ ኩሉ ኢሮፖ ኣመሪካን ብምውሓዝ፡ ይማወቱ ኣለው። እንተ ናትና ብፍላይ ድማ መራሕትን ተመራሕትን ውድባት ግን ብዘይካ ተ ኣኪብካ ጫቑ-ጫቝ ቑምነገር ገይርኩም ኣብ ባይታ ኣይወረድኩምን። ወረ ገሌኩምስ ስብ ትሰጉን፡ ተዋግኑን እምበር፡ ከም ተቓወምቲ ኣብ ግዳም ወጺኩም ክትጉስጉስን ክትእክቡንስ ኣይተራኣኽኩምን። ስለዚ ድማ እዞም ዝሃድሙ ዘለው የሕዋትና ተመሊሶም ናብቲ ጸሊኦሞ ዝሃደሙ እተ ኣተው ዘኽፍ ኣሎም ኣይመስለንን። ብወገነይ ከም`ዚ ሎሚ ዝፈልጠኩም ኣብ`ቲ ን ኡስ ዕድመይ ዝፈልጠኩም እንተዝነብር ግዜይ ኣይምወዳእክኩን። መሲሉኒወ ተወዲብና ግብራዊ ስጉምትታት ብምውሳድ ሃገር ካብዚ ሽግር`ዚ ነድሕነሉ፡ ግን ኣይኮነን ትጥርንፉ፡ ተጠርኒፉ ዝመጻኩም ኣይትፈትውን። ስለዚ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ኣምላኽ ድኣ ብገለ ሰላም ይፍጠረሉ እምበር፡ ካባናስ ተሪፉ`ዩ። ተቓውሞ ማለት ክትርአን ክትብርጠጥን ዘይኮነ፡ ሂወትካ ነቲ ትኣምነሉ ሓቒ ንሞት ድሮ የሕሊፍካያ ምላውካ ኣሚንካ ንዝተምንዝዕካ ብዝኾነ ሓይልኻ ምምላስ ማለት ኢዩ ነይሩ። ንስኻትኩም ግን ናይ ብርጣጠን ብመስዋእንት ድኻማትን ካልኦት፡ ኣብ ኩርናዕ ጸኒሕኩም፡ `ኣለና’ ክትብሉ ደልዩ፡ካብ ዝሞቱ ዝሞትኩም ምኹኻት ሕልና ኣልቦ ክትብሃሉ ይግባእ፡፡ ኣንቱም ሰባት ተቓውሞ ማለት እንታይ ማለት ድዩ !! ሰማእታት ሰማእት ክብሃል ከሎ ክም ብዓል ቕዱስ ጁወርጅስን ቕዱሳት ስውኣት ተጋደልቲ ኤርትራን ከም ኣብነት የቕርበልኩም። ንሶም ምእንቲ ሓቕን ሓርነትን ብሴፍን ብጠያትን ሕሊፎም ዶ ሓቐይ፡ ንሶም እኮ ንመግዛእቲ መንግስቱ ሃይለማርያም ኣይንምርክኽን ኢና ስለዝበሉ ኢዮም ነይሮም። ስለዚ ኩሉ ግዜ ተቓውሞ ክብሃል ከሎ ናይ ኣፍ ዘይኮነስ ናይ ሂወት ሕቶ ምዅኑ ፈሊጥና ብዕላማና ክንቓለስ ከለና ኢና ዓወትና ንረኽቦ`ሞ ንሎሚ ኣብዚ ይ ኣኽለኒ፡ ልብን ሕልናን ይሃብኩም።

    ኣያኹም ኣርዓዶም ወዲ ባሻይ ጂግና ሒሎ።

Post a Reply to Dawit Meconen Cancel Reply