Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ – ኣብ ለንደን

ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ሞሳኦም ኣብ ዝኽሪ ሓደ ምሸት ዝሕጸር ዘይኮነስ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሓሳብና ብክብሪ`ዮም ዝነብሩ። 20 ሰነ ግን ብፍላይ ማዓልቶም ስለ ዝኾነት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሎንዶን ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ብምትሕብባር ንሓሙስ ዕለት 20/06/2019

ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ሞሳኦም ኣብ ዝኽሪ ሓደ ምሸት ዝሕጸር ዘይኮነስ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሓሳብና ብክብሪ`ዮም ዝነብሩ። 20
ሰነ ግን ብፍላይ ማዓልቶም ስለ ዝኾነት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሎንዶን ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ብምትሕብባር
ንሓሙስ ዕለት 20/06/2019 ጥቓ Ladbroke Grove Station ኣብ Portobello Green፡ ካብ ሰዓት 5:30-8:00 ድ.ቀ ተራኺብና፡
ኣብ`ዛ ናይ ዝኽሪ ምሸት ኩላትና ኤርትራውያን ብዘይ ሌላን ጉሌላን ሓቢርና ስውኣትና ከነኽብርን ነቲ ዝወደቕሉ ዕላማ ክንዝክርን
ብኽብሪ ንዕድመኩም ኣሎና

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT