Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓወት ንዓመታዊ ጉባኤ ኤምዲሰመ 2007! – ካብ ሰለስተ ኣቦታት ኣሰመራ

ኣባላት ኤምዲሰመውን ነቲ ኩሉ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዝርከብ ዓመጽን ጎነጽን ወጊድ ኢልኩም፣ ነዛ ካልኣይቲ፣ ምርጫ ክብረት፣ ርትዒ፣ ሰላም፣  ሃገራዊ ዕርቂ፣ ብልጽግና፣ ሕድሕዳዊ ምክብባር ብምምራጽ ትቃለሱ ብምህላውኩም፣ ህዝብኹም ተሓቢኑልኩም ከምዘሎ፣ ንሕና እዞም እንፈልጥን ኣብ መንጎኡ እንርከብ ውልቀ ሰባት ንምስክር ኣሎና። ኣጆኹም ኣጆና

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT