Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ ንዝተባህለ ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ምሩቕ ኣብ ዶብ ሱዳን ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ (ወዲ መሓሪ) ንዝተባህለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ብፊዝክስ ዝተመረቐ መንእሰይ ኣብ ዶብ ሱዳን ብተመልከትለይ ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም።

ኣማኑኤል መሓሪ፡  ብ2001 ዓመተ ምህረት ካብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ምምራቑ፡ ኣብ Eritel ዝተባህለ ትካል ከም ናይ ኢንተርነት ቴክኖሎጂ ክኢላ ንሸውዓተ ዓመታት ኣገልጊሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT