Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣህጉራዊ መጋብኣያ ካሕሳ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክልቲኤን ሃገራት ናይ ኵናት ካሕሳ ክኸፍላ ውሳኔ ሂቡ።

ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998-2000 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት ንዝወረደ ዕንወት ብምምርማር ካሕሳ ንምውሳን ክነጥፍ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ መጋብኣያ ካሕሳ፡ ኤርትራን እትዮጵያን፡ ነንሕድሕደን ዓሰርተታት ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክኸፍላ ውዱእ ውሳኔ ከም ዝሃበ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ገሊጸን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT