Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዱ ንሚኒስተር ተስፋይ ገብረስላሰ ብካራ ተወቒዑ ሞይቱ ተባሂሉ ብ’ድምጺ ወጋሕታ’ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም።

‘ድምጺ ወጋሕታ’ “ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ..ወዱ ንሚኒስተር መዓድን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰ ኣብ ኣስመራ እንዳ ኮርያ ኣብ ዝርከብ ቤትምህርቱ፡ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብኻራ ተቀቒዑ ንሞት ተቓሊዑ ‘ሎ” ክትብል ዘመሓላለፈቶ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT