ህዝባዊ ኣኼባ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢኣን

ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ምምህር ተስፉ ዘውደ፡ኣብ ህለው ኩነታት ሃገርና ኤርትራን ዞባናን ኣመልኺቱ ሰፊሕ ብመርትዖ ዝተሰነየ ምግለጺ ክገብር ኢዩ። ምምህር ተስፉ ከም ገዲምን ምኩርን ተጋዳላይ መጠን፡ንታሪክ ሰውራ ኤርትራ ኣመዓባብልኡን ኣብ ጉዕዞ ሰውራታት ዘጋጠመ ፍጻሜታት፡ብጠቅላላ ቅድምን ድሕርን ናጽነት፡ብፍላይ ድማ ነዚ ህዝብና ገጢምዎ ዘሎ ተርክቦ፡መብገሲኡን ኣመጻጽእኡን፡ብኸምይ ምፍትሒ ከምዝርከቦ ብዕምቆት ክድህስስ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT