Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ በቲ ጽባሕ ኣብ ካርቱም ዝግበር ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተጎልቢቡ ናይ ጭውያ መደባት ከካይድ መደብ ስለዘለዎ ኤርትራውያን ጥንቃቐቐ ከዘውትሩ ምንጭታት ኣዘኻኺሮም።

ስርዓት ህግደፍ በቲ ጽባሕ ኣብ ርእሰ ከተማ ሱዳን፡ ካርቱም፡ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተጎልቢቡ፡ ካብ ስርዓቱ ኣምሊጦም ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታትን ተቓወምቲ ሓይልታትን ንምጭዋይ ሰለይቲ ኣዋፊሩ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ  ብምምልካት፡ ስክፍታ ዘለዎም ኤርትራውያን ጥንቃቐቐ ከዘውትሩ ከምዝግባእ ምንጭታት ኣዘኻኺሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT