Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ብዛዕባ ምሕንጻጽ ዶባት ታሕቲ ታሕቲ ዘላብዖ ዘሎ ወረ ሓሶት ምዃኑ ተፈሊጡ።

ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ “ ዶባት ኤርትራን እትዮጵያን ንምሕንጻጽ ኣብ ባይታ ግብራዊ ንጥፈታት ተጀሚሩ ‘ሎ፡ ምእንቲ ‘ዚ  ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ዶባት ስሒባ፡ ሰራዊት ኤርትራ ‘ውን ናብ ባረንቱ ተሳሒቡ ‘ሎ ፡ ካርታ ዝስእላ ነፈርቲ ኣብ ዶባት ይዝንብያ  ኣለዋ፡ ጸረነፈርቲ ከይትኩሰለን ‘ውን ንሓይልታት ምክልኻል መምርሒ ተዋሂቡ፡ ደጊም ሲ ዶባት ክሕንጸጽ ‘ዩ” እናተባህለ ኣብ ኣስመራ ታሕቲ ታሕቲ ተላቢዑ ዘሎ ወረ፡ ስርዓት ህግደፍ ምእንቲ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ሃልኪ፡ ኮነ ኢሉ ህዝቢ ንምድንጋር ዝዘርግሖ ናይ ሓሶት ወረ ምዃኑ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT