ውሽጥና ነመሓይሽ ዝብል ድምጺ ኢትዮጵያዊ ምውጋን ኣይኮነን፡ሓላፍነት’ዩ።
ኤርትራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ማዕቐብ፡መብዛሕቶም፡ቀዳሞት ዝኾኑ መሰላት ደቂ ሰብ ዘይኮነስ፡እቶም ብውሑዱ ክርከቡ ዝኽእሉ ናይ ነጻ ምንቅስቃስ፡ጽዒሩ ዝረኽበሉ፡ኣፍቂሩ ስድራ ዝምስርተሉ ኩነታት፡ካብ መንግስቱ እገዳ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን’ዩ ተበይኑ።