Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ካብ ዘመሓድሩ: ህዝብና እንታይ ተማሂሩ?

ህዝብና.ዶ ሓሶት ሕምየት ጽልኢ

ምናዳ ኣብ ስደት ዘሎ ኣብ ወጻኢ

እናፈለጠ ዝጽይቕ ብደም ተዋሳኢ

ኣብ ኣጽናቲኡ ዝሰግድ ንተጻባኢ

ህዝብና.ዶ ሓሶት ሕምየት ጽልኢ

ምናዳ ኣብ ስደት ዘሎ ኣብ ወጻኢ

እናፈለጠ ዝጽይቕ ብደም ተዋሳኢ

ኣብ ኣጽናቲኡ ዝሰግድ ንተጻባኢ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT