Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ኣኼባ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

መቀጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘማእክልዎ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ተዳሊዩ ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT