Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዊ ኣትለት ሳሙኤል ጎይቶኦም ሓድጉ ኣብ ማራቶን ካስል ካልኣይ ብምውጻእ ተሸሊሙ።

Samuelኤርትራዊ ኣትለት ሳሙኤል ጎይቶኦም ሓድጉ ኣብ ጀርመናዊት ከተማ ካስል ሎሚ 16 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን-ካስል ብ02.13.05 ግዜ ካልኣይ ኮይኑ ውድድሩ ብምፍጻም ከምዝተሸለመ ተፈሊጡ።

Samuelኤርትራዊ ኣትለት ሳሙኤል ጎይቶኦም ሓድጉ ኣብ ጀርመናዊት ከተማ ካስል ሎሚ 16 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን-ካስል ብ02.13.05 ግዜ ካልኣይ ኮይኑ ውድድሩ ብምፍጻም ከምዝተሸለመ ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT