Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ስቶክሆልም ዝተገብረ መጋብኣያ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ

ብኣባል ኣሰናዳዊት ሽማገለ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሓው ኣምሃ ደመኒኮ ዝተመርሔ ኣኸባ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ኣብ ናይ ኣኸባታት መጋብኣያ ኣደራሽ ሽስታ ትሬፍ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ማእከል ዝገበረ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ተኻይዱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT