Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣሸባብ ብዘካየዶ ነብሰቕትለታዊ መጥቃዕቲ ቁሲሎም ኣብ ሕክምና ተዓቕ’ቦም ዝነበሩ ኤርትራውያን መብዛሕትኦም ኩነታት ጥዕናኦም ከምዝተመሓየሸ ምንጭታት ሓቢሮም።

Ugandaብ11 ሓመለ ኣብ ኡጋንዳ ክልተ ቦታታት ኣሸባብ ብዘካየዶ ነብሰቕትለታዊ መጥቃዕቲ ቁሲሎም ‘ኢንተርናሺናል ሆስፒታል ኣብ ዝብሃለ ሕክምና ተዓቝቦም ዝነበሩ 6 ኤርትራውያን እቶም ኣርባዕተ ደቂ ተባዕትዮ፡ ኩነታት ጥዕናኦም ተመሓይሹ ካብ ሕክምና ክወጹ ከለዉ፡ ሓንቲ ሩታ እትብሃል ግዳይ ንራብዓይ ግዜ መጥባሕቲ ተገይሩላ ገና ኣብ ሕክምና ተዓቝባ ከምዘላ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT