Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ተቓውሞ ብህዝባዊ መድረኽ

EYGMተቓውሞና ጸረ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዕድመኡ ነዊሕ ኢዩ። ዝኸዶ ስጉሚ ግን ከምቲ ዝተጓዕዞ ነዊሕ ኣይኮነን። ኣብዚ ክንከዶ ዝጸናሕናን ዘሎናን ጉዕዞ ንዲሞክራሲ እቲ ጎሊሑ ዝርኤ ብኩራት ህላወ ወይ ምፍጣር ህዝባዊ መድርኽ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT