Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣዳለወቲ ፈስቲቫል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ውራይ ፈስቲቫል ከይፈሽሎም ደረፍቲ ኣብ ምንዳይ ሸበድበድ ይብሉ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

ኣመሪካን ካናዳን ነቶም ካብ ኤርትራ ብምምጻእ ፈስቲቫላት ህግደፍ ዘዳምቑ ዝነበሩ ደረፍትን ሙዚቀኛታት መእተዊ ቪዛ ስለዝኸልከላኦም፡ ኣዳለውቲ ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ዝቕመጡ ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ኣኻኽIቦም ነቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ መዲቦሞ ዘለዉ ፈስቲቫል ክጽግኑዎ ሸበድበድ ይብሉ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT