Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትሕዝቶ ንብረታ ናይ ኤርትራ ዝኾነት ናብ ወደብ ባጽዕ ተምርሕ ዝነበረት መርከብ ኣብ ወሽመጥ ዓደን ተጨውያ

ንናይ ውሽጢ ምንጭታት መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ከም ዝእምቶ ዘሎ ሓንቲ ካብ ምድረ ፓኪስታን ተበጊሳ ናይ ፓናማ ባንደራ እናንበልበለት ናብ ወደብ ባጽዕ እትጓዓዝ ዝነበረት ዝተፈላለየ ዓይነት ኣጽዋር ከም ዝጸዓነት ዝንገረላ ዘሎ MV-SUEZ ዝመጽዓኒኣ ብናይ ግብጺ ኩባንያ “ሸርክ-ጋት” እትውነን መርከብ ብዕለት 02 ነሓሰ 2010 ከባቢ ሰዓት 5።30 ናይ ወጋሕታ ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ዓደን ከም ዝተጨውየት ክረጋገጽ ተኻኢሉ ኣሎ፣

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT