Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ:ብዛዕባ ወግዓዊ ሰነድ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታትን ሓገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ

ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልቲ ብዛዕባ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታቱን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ገና ኣብ መስርሕ ምጽፋፍ እንከሎ፡ ብዝተፈላለዩ መርበባት ሓበሬታታት ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ኣዋጅን ዉሳነታትን ካብ ኣፍልጦን ሰክረታርያት ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ወጻኢ ኮይኑ፡ ዛጊ ስጋብ ሕጂ ተዘርጊሑ ንዘሎ ኣዋጅን ዉሳነታትን ዋ.ደ.ለ. ሰክረታርያ ዋዕላ ብሓላፍነት ዘይሕተተሉ ምኻኑ ይሕብር፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT