Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብኸመይ ብመን ? – ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል – ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ዋዕላ፡ ኣብ ትሕቲ እዚ ኣርእስቲ ከኣ ተሓታትነት ወይ ከኣ ሓላፍነት ኮሚሽን ዋዕላ ዝምልከት’ዩ። እዚ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ፡ እንታይ ዓይነት ቅርጽን ኣካይዳን’ዩ ክሕዝ ምዃኑ እዩ ዘይተፈልጠ’ምበር ትሕዝትኡ እንታይ ምዃኑ ይውሓድ ይብዛሕ ፍሉጥ ‘ዩ ዝነበረ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT