ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ኣብ ገለ ክፍልታት ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ክትሽየጥ ዝወርሔት ሎተሪ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ወዲቓ።

እታ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ተባሂላ ክትሽየጥ ዝወርሔት ሎተሪ ትማል መስከረም 4 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ወዲቃ። ኣብቲ ብማሕበር መንእሰያት ንለውጢ ብመበል 49 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲን መበል ካልኣይ ዓመት ናይቲ ማሕበርን ዝተገብረ በዓል እያ ወዲቃ፡ ተመሳሳልውን ዝሓልፈ ዓመት ተጌሩ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ። 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT