Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውሩይ ጋዜጠኛ፡ ጸሓፊ፡ መምህርን ናይ ቋንቋ ተመራማርን ኣቶ ኣማኑኤል ሳህለ፡ ነታ ‘ሓንቲ ዓለም’ እትብሃል መሃሪት ዓምዱ ኣብ ኣሰና ክቕጽላ ከም ዝወሰነ ኣሰና ብሓጎስ ተበስር።

Amanuel Sahle ውሩይ ጋዜጠኛ፡ ጸሓፊ፡ መምህርን ናይ ቋንቋ ተመራማርን ኣቶ ኣማኑኤል ሳህለ፡ ነታ ኣብ ጋዜጣ ‘ሓዳስ ኤርትራ’ ሰፊሕ ህቡብነት ዝነበራ ‘ሓንቲ ዓለም’ እትብል ተነባቢትን ማራኺትን ናይ ትግርኛ ዓምዱ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ክቕጽላ ብምውሳኑ፡ demo.archive.assenna.com ብስማን ብስም ተኸታተልታን ‘ኣሰየ ኣሰና!’ ትብሎ። ምስኣ ሓቢርኩም፡ ንኣማኑኤል ሳህለ ‘መርሓባ !’ ከተባህሉዋ ኸኣ ብሓጎስ ትዕድመኩም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT